News in Tigre for March 11, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ብሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተወደበ፡ ኣብ ሜላታት ምፍራይን ኣጋፍፋን ዓሳ ከምኡ’ውን ኣተዓቓቕባን ኣሰራርሓን ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ – ንሓረስቶት ስልጠና ተዋሂቡ። ነቲ ብግብሪ ዝተሰነየ ናይ ሓደ ወርሒ ትምህርቲ፡ ካብ ምምሕዳራት ከባቢ...
ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘካየድዎ ሰሚናራት፡ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ንዝርከቡ ላዕለዎት ሰብመዚ መንግስትን ህግደፍን ከምኡ’ውን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ሃገራውያን...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ 216 ምምሕዳራት ከባቢ ኣብ ዝጥርነፋ ልዕሊ 990 ዓድታት፡ ዝውታረ ኮማዊ ከባቢያዊ ጽሬት ንምርግጋጽ – ክትግበሩ ኣብ ዝግብኦም መደባት ዝዘተየን፡ ሕሉፍ ንጥፈታት ዝገምገመን ርክብ ብ4 መጋቢት ኣብ ባረንቱ ተኻዪዱ። ሓላፊ ጨንፈር...
Midday News in Tigrinya for March 11, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for March 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for March 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for March 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for March 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
መንግስቲ ኤርትራ፡ ብ9 መጋቢት ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ – ንዝተፈጸመ ፈተነ ቅትለት ብትሪ ኰኒኑ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ትማሊ 10 መጋቢት ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ...