Arabic Evening News for March 12, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
News in Tigre for March 12, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ 22 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብሃማደኤ ዝተወደበን ኣስታት 8 ሽሕ ደቂ-ኣንስትዮ ዝተሳተፍኦን ሰፊሕ ወፈራዊ ንጥፈታት ተኻዪዱ። እቲ ብ4 መጋቢት ጀሚሩ ን4 መዓልታት ዝቐጸለ ወፍሪ፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ብሓፈሻ፡ ምስራሕን ምጽጋንን ዛላታትትን...
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ (COVID-19) ካብ ዝጅምር ድሮ ሳልሳይ ወርሑ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣዝዩ ቅልጡፍ ብዝዀነ ምልባዕ፡ ናብ ኩለን ክፍለ ዓለማት ተዘርጊሑ፡ ልዕሊ 100,000 ሰባት ክልከፉ እንከለዉ፡ ኣስታት 4,000 ድማ ሂወቶም ከሕልፍ ክኢሉ’ሎ። ኣብ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ...
ኣባላት ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ሕግን ጥዕናን ዘተኰረ ኣስተምህሮኣዊ ስልጠና፡ ካብ 6 ክሳብ 8 መጋቢት ተዋሂቡዎም። እቲ ኣብ ሳዋ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣብ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ገበናዊ ሕጊ፡ ትምህርቲ ጾታን ማዕርነትን፡ ኣበርክቶ ኣለይቲ ኣብ ምዕዋት መደባት...
ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ናይቲ ብ‘ጸላም ሰንበት’ ዝፍለጥ ብ9 መጋቢት 1975 ብመግዛእታዊ ሰራዊት ደርግ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ነበርቲ ከተማ ኣቑርደት ዝተፈጸመ ህልቂት፡ ኣብ ከተማ ኣቑርደት ተኻዪዱ። እቲ ካብ 7 ክሳብ 9 መጋቢት ዝቐጸለ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ነቲ ዝተፈጸመ...
60 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከብኦም 72 መንእሰያት መማህራን፡ ኣብ ኣተኣላልያ ተመሃሮ ዘለዎም ኣምርን መረዳእታን ንምስፋሕን ኣበርክቶኦም ንምዕባይን ዝዓለመ ስልጠና ቀሲሞም። እቲ ብ6ን 7ን መጋቢት ዝተዋህበ ስልጠና፡ ምሕደራ ተመሃሮ ኣብ ክፍሊ፡ ምጥንኻር ናይ ምብህሃልን...
Midday News in Tigrinya for March 12, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for March 11, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for March 11, 2020 – ERi-TV, Eritrea