ኣሃዱ ጐስጓስን ሓበሬታን ‘እዚ’ ህዝባዊ ሰራዊት፡ ንኣስታት ክልተ ወርሒ ብሞያ ዘሰልጠኖም 35 ደቂኣንስትዮ ዝርከባኦም 122 ኣባላቱ፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣመሪቑ። እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ዓውድታት ስርዓተ-ድምጺ፡ ምእላይ መድረኽ፡ ባህላውን ሙዚቃውን...
Author - Staff
ኣብ ተብሕ – ንኡስ ዞባ ቅሮራ ኣብ ኣርባዕተ ምምሕዳራት ከባቢ ፋሕ ኢለን ዝጸንሓ 8 ዓድታት፡ ኣብ ክልተ ከባቢታት – ኣብ ኣራግን ሓሊበትን ተጠርኒፈን። በዚ መሰረት፡ 80 ስድራ-ቤታት ኣብ ኣራግ፡ 115 ስድራ-ቤታት ድማ ኣብ ሓሊበት ተጠርኒፈን...
ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ኣብ ምንቃሕ ሕብረተሰብን መሰረታዊ ምድላዋት ኣብ ምጽፋፍን ዕቱብ መደባት ይሰላሰል ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶክተር ሓየሎም ኪዳነ፡ ኣብ’ቲ ዞባ – ኣቐዲሙ ዝተፈላለዩ ስግረ...
ተላባዒ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ እዋናዊ ሓበሬታን መምርሒታትን ይወሃብን፡ ኣራምን ከልካልን ስጒምቲታት ይውሰድን እኳ እንተሎ፡ ኣብ ትግባረ ሸለልትነትን ጥሕሰትን ዝዓብለሎ ኣካይዳ ይቕጽል ኣሎ። ትማሊ ሰሉስ 31 መጋቢት፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣስመራ...
Tigrinya Evening News for March 31, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for March 31, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for March 31, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for March 31, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጎልጅ ብሓፈሻ – ተቐማጦ ሓውሲ ከተማ ጎልጅ ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ከባቢኦም ናይ ዝርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ ሕጽረታት ንምቅላል ዝወስድዎ ዘለዉ ተበግሶ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ልዑል ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። ምስ ተመሃሮን...
መንግስቲ ኤርትራ፡ ንምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝምልከት ብተኸታታሊ መምርሒታት ከውጽእ ጸኒሑ ኣሎ። እንተኾነ፡ ኣብ ትግባረ’ቲ ዝወጽእ ዘሎ መምርሒታት ብዙሕ ጥሕሰታት ክርአ ጸኒሑ። ኣብ ኣብያተ-ጸሎት፡ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታት ሓጎስን ሓዘንን፡ ከምኡ’ውን ኣብ...