Author - Messi Samuel

ከረን – ተመሃሮ፡ ንሕግታት ትራፊክ ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም

ኣብ ከተማ ከረን፡ ጥሕሰት ትራፊክን ከረን – ተመሃሮ፡ ንሕግታት ትራፊክ ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም ገበናትን በደላትን ንምንካይ ዝዓለመ – ንመንእሰያት ተመሃሮ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ቀዳሞት 10 መዓልታት ናይ ወርሒ ግንቦት ኣብ...

ሃ.ኮ.መ.ኤ፡ ኣብ ናይ ህይወት መድሕን ጽቡቕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊጹ

ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ)፡ ኣብ ናይ ህይወት መድሕን ጽቡቕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊጹ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል፡ ብሰንኪ ዝሕተት ዝነበረ ክፍሊት፡ ኣብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ናይ ህይወት መድሕን ዝኣቱ ሰብ ኣዝዩ...

ባጽዕ – ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 400 መንእሰያት ተመሪቖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብዝተፈላለየ ዝሰልጠኑ 433 መንእሰያት፡ ብ8 ግንቦት ተመሪቖም። ሓላፊ ሃማመተኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰያ ዳዊት ተኽሎም፡ ሃማመተኤ ምስ ናይ ስራሕ መሻርኽቱ ተወሃሂዱ፡ ሞያውያን መንእሰያት ንምፍራይን ንምምልማልን፡ ንፉዓትን ኣብነታውያንን...

ጉጅለታት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፡ ኣብ መደባት መኸተ ዘትየን

ጉጅለታት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ጀርመን፡ ‘‘ክተት – ከም መድረኻዊ ግድነት” ብዝብል ቴማ፡ ብ7ን 8ን ግንቦት ኣብ ከተማ ማንሃይም ኣብ ዘቃንዓኦ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ መደባት ሃገራዊ መኸተ ዘትየን። ኣብ‘ቲ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ጀርመን...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ‘ጥዕና ብቚሊ’ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ጥዕና ብቚሊ – 12 ግንቦት፡ “ምክንኻን ብቚሊ – ምሕላው ህይወት” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ቀጽሪ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ተዘኪራ። ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣገልግሎት ሕጋጋትን ቁጽጽርን ኣቶ ተኽለኣብ...

ቤት-ትምህርቲ ኢንገል-ዔላ፡ ናብ ማእከላይ ደረጃ ተሰጋጊራ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ምምሕዳር ከባቢ ኢንገል-ዔላ እትርከብ ናይ መባእታ ቤት-ትምህርቲ ኢንገል-ዔላ፡ ኣብ ዓመተትምህርቲ 2021/2022 ናብ ዘመናዊ ህንጻ ብምስግጋራ፡ ናይ ማእከላይ ደረጃ ኣገልግሎት ክትህብ በቒዓ። ርእሰ-መምህር ናይ’ታ ቤት-ትምህርቲ...

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር ሳልሕ፡ ትማሊ 12 ግንቦት ሰዓት 4፡00 ድሕሪቐትሪ፡ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ። ስነ-ጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ11 ግንቦት እዩ ኣብ መበል 38 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣባል መበል 19...

ደቡብ – 246 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ዓይኒ ተገይሩሎም

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ዑረት ንምክልኻል ኣብ 6 ንኡሳን ዞባታት ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ብሰንኪ ሓበላ ናይ ምርኣይ ጸገማት ዝጸንሖም 246 ዜጋታት መብጣሕቲ ከምእተገብረሎም፡ ሓላፊ ኣሃዱ ምቊጽጻር ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣቶ የማነ ጸጋይ ሓቢሩ። እቲ መብጣሕቲ – ኣብ...

ከረን – ኣብ ስርሒት ኮማንዶ-1984 ዝተሞርኰሰ ናይ ምውርራስ መድረኽ ተኣንጊዱ

ኣብ መጽሓፍ ‘ቅያ ስርሒት ኮማንዶ 1984’ ዘተኰረ ናይ ምውርራስ ታሪኽ መድረኽ፡ ብ6 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ። ደራሲ ናይ’ታ ብኮማንዶ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ንዝተፈጸመ ቅያ እትትርኽ መጽሓፍ – ስነጥበባዊ ኣቶ...

ቤ/ጽሕፈት ጠ/ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ሰሚናር ወዲቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ፡ ኣብ ጉጅለታት ህግደፍ ተወዲቦም ንዝነጥፉ ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን፡ ብማንዛ ሰሚናር ወዲቡ። ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ኣቶ መሓሪ ተኸስተ፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርናን...

Login

Categories