ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ኣኽርያ፡ ድርፎ – ነበርቲ፡ ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ስራሓት የካይዱ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ድርፎ፡ ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2021 ኣትሒዞም፡ ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብ ንጥፈታት የሰላስሉ ኣለዉ። መዓልታዊ ኣስታት 400...
ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም። ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,751 ክኸውን እንከሎ – እዚኣቶም፡ 9,636 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ዓመታት ዝተሃንጻ 74 ዲጋታትን 7 ራህያታትን፡ ንዘቤታዊ ኣገልግሎት፡ ልምዓት መስኖ፡ ንሰብን ጥሪትን፡ ትሕተባይታዊ ማይ ንምህብታም፡ ከምኡ’ውን ዓሳታት ንምርባሕ ጽቡቕ ኣገልግሎት ይህባ ከምዘለዋ፡ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ንኡሳን ዞባታት ዒላ-በርዕድ፡ ሓጋዝ፡ ሓመልማሎን ዓዲተከሌዛንን፡ ኣብ ዓመተ-2021 ኣብ ዕቃበ ኣከባቢ ብሓፈሻ፡ ኣብ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ድማ ብፍላይ ኣተኲሩ ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ተገምጊሙ። ብ12 ግንቦት ኣብ ኤደን –...
“ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝሓለፈ 31 ናይ ናጽነት ዓመታት ዝተሃንጸ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ትሕተ-ቅርጽን፡ ከም’ቲ ባህግና እኳ እንተዘይኰነ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ህዝቢ መስተርሆ ፈጢሩ እዩ” ክብል፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት...
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን – ኣቶ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ፡ ትማሊ 17 ግንቦት፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃንን ምክትል ኣቦ-መንበር ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎን ኣብጺሑ። መልእኽቲ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ሳቶም፡ 3 ካብ ዞባ ማእከል ኰይኖም ኣድራሻኦም – ማእከል ከተማ፡ ኣኽሪያን ማይ-ተመናይን፣ 3 ድማ፡ ሓደ ካብ ከረን –...
\ኣባላት ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ከባቢ ማይ ድምነት፡ ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። እቲ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዝጀመረ ማእቶት፡ ኣካል ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ንኣስታት 5 ዓመታት ኣብ ከባቢ...
ነበርቲ 12 ዓድታት ንኡስ ዞባ ማይምነ፡ ጥዕናኦምን ጽሬት ከባቢኦምን ንምውሓስ፡ ኮም ዝመርሖ መደባት ከባቢያዊ ጽሬት ተግቢሮም። ብ8 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ሓላፊ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሓጐስ ሃብተማርያም፡ ዓድታት ነቲ ዝሃነጻኦ ዓይኒ-ምድሪ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ “ንያትና ናጻ ሕርያና” ብዝብል ቴማ ዝበዓል መበል 31 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንምፍላም፡ ‘ሽግ ናጽነት’ – ካብ’ቲ ዛዛሚ ኲናት ሓርነት ዝተኻየደሉ ግንባር ደቀምሓረ፡ ብውዕዉዕ ስነ-ስርዓት ብወግዒ ተበጊሳ። እታ ኣብ ሓሙሽተ ንኡሳን...