መራሕቲ ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ክሮኤሻን ኩወይትን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፋታሕ ኣልሲሲ፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ...
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ብምኽንያት ጽምብል መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዘዳለዎ ኤግዝቢሽን፡ ትማሊ 20 ግንቦት ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ ማሕበር ቀሪቡ ዘሎ ምርኢት፡ ኣካል...
ኣብ መላእ ሃገር፡ ኣብ 755 ምምሕዳራት ከባቢ – ምርጫታት ኣመሓደርትን ኣነባበርትን ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፡ እቲ መስርሕ ኣብ 598 ምምሕዳራት ከባቢ ከም እተዛዘመ፡ ዝተረፋ 157 ምምሕዳራት ከባቢ ድማ ኣብ ምጽፋፍ ከምዝርከባ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ...
ጨንፈር ጽሩይ ዝስተ ማይ ዞባ ማእከል፡ ጠለብ ነበርቲ ከተማን ገጠርን ንምምላእ ጻዕርታቱ ቀጻሊ ምዃኑ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ካብ’ቲ ጨንፈር መንእሰይ ፊልሞን ምሕረትኣብ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ዝነበረ ሕጽረት ቀረብ ዝስተ ማይ ንምፍታሕ፡ ምስ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓዲ-ንፋስ ዝዀነት ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,753 በጺሑ ኣሎ። እዚኣቶም፡ 9,640...
መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን፡ ብምኽንያት መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ – ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማላዊ ላዛሩስ ማካርቲ ቻክዌራ፣ ፕረዚደንት ፖርቱጋል ማርሴሎ ረቤሎ ደ’ሶሳ፣ ፕረዚደንት...
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት – ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡብን፡ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነትን ሃገራዊ መዓልቲ ሓምላይ ወፍሪን፡ ዝተፈላለየ ስራሓት ተሰላሲሉ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ዜና፡ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ከም ኣካል መደባት ጽምብል ናጽነት፡...
መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምምዕራግ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ክካየድ ዝጸንሐ ኩሉ-መዳያዊ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ። “ሳላ ናጻ መስመርና ኢና ክብረትና ኣውሒስና” ዝበለ ኣምባሳደር ዘመደ፡ ናይ...
]ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ህይወት ደቂ-ኣንስትዮን ብደቂ-ኣንስትዮ ዝእለያ ስድራ-ቤታትን ንምምሕያሽ፡ ብሞያ ቅዲ ክዳንን ሲንጀርን ዘሰልጠነን 38 ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብ14 ግንቦት ኣመሪቑ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ሰንዓፈ ዝዀነ ሓደ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት ድማ፡ ሓውዮም...