ሕርሻታት ተምሪ፡ ኣብ ዞባታት ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ጽቡቕ ገስጋስ የርኢ ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ገሊጹ። ዝነበረ ሃጓፋት ብምትዕርራይን ብመንገዲ ቲሹ ካልቸር ፈልሲታት ብምዕዳልን ክሰላሰል ብዝጸንሐ ዕማም፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ክልቲኡ ዞባታት ዝተተኽለ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሩስያ ኣገዳሲት መሻርኽቲ ኣፍሪቃ ብምዃን፡ ንምዕባለ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዓቢ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ ዝገለጸ፡ ትማሊ 7 ለካቲት ኣጋ ምሸት፡ ኣብ ባጽዕ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ፑቲን –...
ትማሊ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 12 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ጎዳይፍ፡ ቊሸት፡...
ኣብ ሚኒስትሪ ቱሪዝም ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣገልግሎት ቱሪዝም – ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ-እድሪስ ኢብራሂም (ሳንቶ)፡ ብ4 ለካቲት 2022 ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኡ፡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብክፍሊ ባህልን ስፖርትን ኣብ ዝተወደበ ናይ ክልተ ኣዋርሕ ስልጠና ቅብኣን ትልሂትን ዝተሳተፉ 86 መንእሰያት (45 ካብኦም ደቂ-ኣንስትዮ)፡ ብ1 ለካቲት ተመሪቖም። እቲ ዕላማ፡ ዓቕሚታት መንእሰያት ንምምዕባል ምዃኑ ዝሓበረ – ሓላፊ ጨንፈር...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሚኒስተር ዑስማን፡ ኣብ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ መደረ ኣስሚዑ ሳልሕ፡ ትማሊ ኣብ መበል 35 ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ንመርገጺ ኤርትራ ዘነጽር መደረ ኣስሚዑ። ኤርትራ ዘነጽር መደረ ኣስሚዑ። እዚ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ኣዝዩ ወሳኒ...
ብሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ምምሕዳራትን መሻረኽቲ ኣካላትን ክግበር ብዝጸንሐ ጐስጓሳት፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ተሳትፎ ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ ብ8.5 ሚእታዊት ዓብዩ። ርእሰ-መምህር ቤት...
ኣብ ሸሞንተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ኣስማጥን፡ ኣብ 28 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ድባርዋን፡ ናይ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ምርጫታት ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣስማጥ ኣቶ ዑስማን ኣድም፡ ኣብ’ቲ ናይ 2018 ምርጫ –...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ማእከል-ከተማ፡ ሰምበል፡...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ካብ 2 ክሳብ 6 ለካቲት ከተማ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ እተአንግዶ ዘላ መበል 35 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፡ “ምሕያል ተጻዋርነት ኣብ...