ውዳቤ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጁባን ከባቢኣን፡ “ተራ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ትንሳኤን ብልጽግናን ሃገር’’ ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ተዋሂብዎም። ኣብ’ቲ ብ6 ለካቲት ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ዝተዋህበ ሰሚናር፡ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ፉኣድ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ዓዲ-ቀ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 8 ዜጋታት...
ክፍሊ ጽሩይ ዝስተ ማይን ረሳሕ ፈሳሲን ዞባ ማእከል፡ ጠለባት ከተማን ገጠርን ንምምላስ ጻዕርታቱ ቀጻሊ ምዃኑ ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ምስ ፕሮጀክት ዓዲ-ሃሎ ብምውህሃድ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ዝነበረ ሕጽረት ማይ ንምፍታሕ፡ ኣብ 2018ን 2019ን ኣብ በረኽቲ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ጋሽ-ባርካ – ወፍሪ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ተኻዪዱ ዑረት ንምቁጽጻርን ናብ ዝተሓተ ደረጃ ንምውራድን ብዘውጸኦ መደብ፡ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ንዝርከቡ ንሕማማት ዓይኒ ዝተቓልዑ ዜጋታት ናጻ ኣገልግሎት ሕክምና ሂቡ። እቲ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ነፋሲት፡ ገዛባንዳ፡ ሰኒታን...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ካብ ኩለን ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ንዝተዋጽኡ 141 ተመሃሮ፡ ናይ ክልተ ሰሙን ስልጠና ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት ተዋሂቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ሃገርን ሃገራውነትን፣ መንእሰያትን ሃገራዊ ኣገልግሎትን፣ ኣዕኑድ ሃገራዊ ቻርተር፣ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ፣...
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡሳን ዞባታት ሰረጀቓ፡ ጋላ-ነፍሒን በሪኽን ኮም ዝመርሖ መደባት ከባብያዊ ጽሬት ንምስፋሕ ክካየድ ብዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ሸፈነ ተጠቃምነት ዓይኒ-ምድሪ 97 ሚእታዊት በጺሑ። ኣብ 2008 እቲ ሸፈነ ኣስታት 8 ሚእታዊት ከምዝነበረ ዝሓበረ፡ ኣብ...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ቀርጸት – ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ካብ ትካል ጥዕና ወጻኢ ናይ ዝሓርሳ ነፍሰ-ጾራት ብዝሒ – ኣብ 2021 ናብ ዜሮ ከምዝወረደ ተገሊጹ። ሓላፊ መደበር ጥዕና ቀርጸት ነርስ ሃሽም ሁመድ፡ ተበጺሑ ዘሎ ደረጃ – ውጽኢት ናይ’ቲ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ፣ ኣብ ኣብ ሃበሮ፡ ኣራዕታ፡ ማ/ደንካልያን ዓረዛን ምርጫታት ኣመሓደርቲ ከባቢ ተኻዪዱ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣብ ንኡሳን ዞባታት ኣራዕታን ማእከል ደንካልያን፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ድማ – ኣብ...
ብ6 ለካቲት ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝተጋብአ መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝውሰንን ዝውሰድን በይናዊ እገዳታትን ኣስገዳዲ ስጒምቲታትን፡ ብትሪ ኰኒኑ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዘውጸኦ ደምዳሚ መግለጺ፡ በይናዊ እገዳታትን...