Author - Messi Samuel

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኑ፡ ኣድራሻኡ ደቂ-ሽሓይ፣ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ዒላበርዕድ...

ማእከል – ኣሃዱ ‘ኣታዊ ግብሪ’ ንስሉጥ ኣገልግሎት ብዕቱብ ይሰርሕ

ኣሃዱ ኣታዊ ግብሪ ምምሕዳር ማእከል – ኣሃዱ ‘ኣታዊ ግብሪ’ ንስሉጥ ኣገልግሎት ብዕቱብ ይሰርሕ ዞባ ማእከል፡ ንከፈልቲ ግብሪ ስሉጥ ኣገልግሎት ንምሃብ – ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ኣሃዱ ኣቶ ሃብተ የዕብዮ፡ ቀንዲ ስራሖም ምቕባል...

ሃማደኤ፡ ንኣባላት ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ሰሚናር ኣካዪዱ

ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብ7 ለካቲት ንልዕሊ 300 መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ኣባላት ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን – ሓልሓለ፡ ኣብ ውዳበን ተሳታፍነትን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ቦታ ስራሕ ሰሚናር ኣካዪዱ። ሓላፊት ሃ.ማ.ደ.ኤ ዞባ...

መጓዓዝያ ሓራት ኣብ ደ/ቀ/ባሕሪ – መስመራቱ የስፍሕ

ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት፡ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝጸንሖ መስመራት – ሓድሽ ብምኽፋት ኣገልግሎቱ የስፍሕ ኣሎ። እቲ ኩባንያ፡ ኣብ መስመር ዓሰብ – ደባይሲማ ጀሚርዎ ዘሎ ኣገልግሎት፡ ኣብ’ቲ መስመር ንዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ ጸገም...

ኣብ ጀርመን፡ ንመንእሰያት ብማንዛ ሰሚናር ተዋሂቡ

ኣብ ጀርመን፡ ናብ ብድሆታትን ዕድላትን ኣብ ጀርመን፡ ንመንእሰያት ብማንዛ ሰሚናር ተዋሂቡ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ወጻኢ ዝቐንዐ ሰሚናር – ብ5 ለካቲት ብማንዛ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብቤት-ጽሕፈት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ዝተወደበን ልዕሊ 500 መንእሰያት...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ገጀረት፡...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – መውል ልዕሊ 20 ሚልዮን ናቕፋ ዘርጊሑ

መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (መውል) ጨንፈር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ 2021 – ናብ ዓማዊሉ ልዕሊ 20 ሚልዮን ናቕፋ ከምዝዘርግሐን፡ ነቲ ኣስታት 20 ሚልዮን ከምዝኣከቦን፡ ብ4 ለካቲት ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር...

ኣብ ድገን ኣቑርደትን ንሓረስቶት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ጨንፈር ዞባዊ ኣገልግሎት ኣብ ድገን ኣቑርደትን ንሓረስቶት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ ቁጽጽር ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንሓረስቶት ንኡሳን ዞባታት ድገን ኣቑርደትን፡ ኣብ ቅኑዕ ኣገባብ ኣጠቓቕማ ጸረባልዕ መድሃኒት ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ብ4ን 5ን ለካቲት ዝተኻየደ መደብ፡ ግጉይ...

ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ሰሚናራት ‘ዋርሳ’ ተኻዪዱ

ብምኽንያት ጽምብል መበል 32 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ነቲ በሪ ናጽነት ዘርሓወ ስርሒትን ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ዝተኻየደ ጽዑቕ ምርብራባትን ዝገልጽ ሰሚናራት፡ ብሰብ ውዕሎ ኣብ ከተማታት ባጽዕን ጊንዳዕን ተኻዪዱ። ብ9 ለካቲት ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ኣብ...

ኣብ ጊንዳዕ፡ ልዕሊ 10 ሽሕ ፈልሲታት ገረብ ተተኺሉ

ነበርቲ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ከተማ ጊንዳዕ ብዘካየድዎ ወፈራዊ ስራሓት፡ ልዕሊ 10 ሽሕ ፈልሲታት ኣግራብ ተኺሎም። እቲ ወፈራታት፡ ኣብ ሓመልማል፡ ምቓዕ ነጋሪትን ደብር ሓሊብን ከምእተኻየደ ዝሓበረ ወኪል በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ...

Login

Categories