ኣብ ዞባ ደቡብ፡ “ምብርባር ፈጠራ መንእሰያት ንዘላቒ ምዕባለ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ምህዞን ሰንዓን ዘተኰረ – ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ ዋዕላ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብሃማመተኤ ዝተወደበ ዋዕላ፡ ካብ 12 ንኡሳን ዞባታት ዝመጽኡ ኣብ ምህዞን...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ ሓደ ካብ ዞባ ማእከል ኰይኑ፡ ኣድራሻኡ ጸጸራት፣ ከምኡ’ውን 6 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 3 ካብ...
መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን – ‘መውል’፡ ዕድላት ሽቕለት ብምፍጣር ኣፍራይነት ንምዕባይ ዝገብሮ ወፍሪ፡ መሓውሩ ክሳብ’ቲ ዝተሓተ ምምሕዳራዊ ቅርጺ ብምውራድን ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ብምውህሃድን ክደፍኣሉ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምበሳደር ዓብደላ ሙሳ፡ እቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ካብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ልምዓታዊ መደባት፡ እቶም 84 ሚእታዊት ከም እተተግበሩን፡ ተሳትፎ ህዝቢ ልዑል ምንባሩን፡ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ተሓቢሩ። ኣብ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ክሕረስ ካብ ዝተወጠነ መሬት እቲ ዝዓበየ ክፋል...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ካብ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ፒቺኖ – ስዊዘርላንድ፡ ንዋታዊ ሓገዝ ረኺቡ። እቲ ብ9 ለካቲት ዝተረከበ ንብረት፡ ዓረብያታት ስንኩላን (ዊልቸር)ን ኣርባዕተ ዝእግሩ...
ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱምን ከባቢኣን – ሱዳን፡ ከምኡ’ውን ሪያድን ከባቢኣን -ስዑድያ፡ መበል 32 ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ብልዑል መዓርግ ጸምቢሎም። ከም ኣካል ናይ’ቲ ጽምብል፡ ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ማሕበረ-ኮም ካርቱምን ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ዞባ ማእከል ኰይኑ፡ ኣድራሻኡ እምባደርሆ፣ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓረዛ...
ወግዓዊ ጽምብል መበል 32 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ሕላገት ጅግንነት ወሎዶታት” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ብድምቀት ተኻዪዱ። እቲ ብኤሪ-ቲቪ ብቐጥታ ዝተፈነወ ስነ-ስርዓት፡ ጉጅለ ባህሊ ኣውካን ናይ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብዘቕረበቶ፡...
ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 32 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት፡ ትማሊ ኣብ ከተማ ባጽዕ – ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ተኸፊቱ። ወልደዮውሃንስ ተኸፊቱ። እቲ ስእላዊ ምርኢት፡ ንስርሒት ፈንቅልን ኣብኡ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 32 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ ትማሊ 12 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ ኣብ ‘ሓወልቲ ሰማእታት ጥዋለት’ ኣኽሊል ዕንባባ ኣንቢሩ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ሚኒስተራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ህግደፍን ዝርከብዎም ላዕለዎት...