ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ መልበርን – ኣውስትራልያን ላስ-ቬጋስ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ “ፈንቅል፡ ሕላገት ጅግንነት ወለዶታት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ዝኽሪ መበል 32 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ጸምቢሎም። ብ12 ለካቲት ኣብ መልበርን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ኣብ 2021 ኣብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ውጽኢታዊ ሰንዓፈስራሕ ከም እተሳለጠ፡ ብ5 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተሓቢሩ። ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሃብተ ኪዳነ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ መስመር ማይ ኣብ ዘይጸንሖ ከባቢታት ከተማ ሰንዓፈ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ጐድኒ-ጉድኒ’ቲ ለበዳ ኮሮና-ቫይረስ ንምግታእ ዝካየድ ጻዕሪ፡ ሕማማት ንምክልኻልን ንምፍዋስን ዕቱብ ስራሕ ከምእተዓመ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ብ12 ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ገሊጹ። ሜዲካል ዳይረክተር ናይ’ቲ ጨንፈር ዶ/ር...
ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ውዳቤኦም ብምሕያል ሃገራዊ ኣበርክቶኦም ከምዘዕዝዙ፡ ብ12 ለካቲት ኣብ ዘካየድዎ ዋዕላ ገሊጾም። እቶም ካብ ከተማታት ፓሪስን ከባቢኣን፡ ናንት፡ ኣንዠ፡ ሬንን ማርሰይን ዝተወከሉ ልዕሊ 100 መንእሰያት ኣብ ዋዕላኦም...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ብ10ን 11ን ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ እምባሶይራ ሆቴል ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ 2021 ናይ ዘሰላሰሎም መደባት ገምጋም ኣካዪዱ። ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ጥዕና ኣዴታትን ህጻናትን ንምውሓስ ዝተኻየደ መደባት ክታበት፡ ሸፈነኡ 99.4...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ 2021 ልዕሊ 86 ሚልዮን ናቕፋ ዝወድአ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ከም እተተግበረ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ገሊጹ። እቲ መደባት፡ ደበስ ንስድራ ስዉኣት፣ ምድጋፍን ምጥያስን ጽጉማት፣ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ንጽጉማት ተመሃሮ፣...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ኣድራሻኦም፡ እምባጋልያኖ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ድባርዋን ከረንን እዩ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ መንእሰያትን ካዪዶም ተመሃሮን ዝግብ፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ እውን ኣብ ምጽጋን መስመራት መጓዓዝያ ዘተኰረ ወፈራታት ልምዓት ኣካዪዶም። እቲ ስራሕ፡ ብምውህሃድ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒን ነበርቲ ዝግብን ዝተተግበረ ኰይኑ፡ ምስራሕን...
ሓራት፡ ኣብ መስመር ባጽዕ-ባዳ ስሩዕ ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ። ምጅማር ሓራት፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ንዝጸንሐ ጸገም መጓዓዝያ ዓቢ ፍታሕ ምዃኑ ዝሓበሩ ነበርቲ፡ እቲ ኣገልግሎት ዘላቕነት ንኽህልዎ፡ ኣብ ምጽጋን ናይ’ቲ መስመር ብዝለዓለ ከምዝነጥፉ ኣረጋጊጾም። ቅድሚ ሕጂ ብናይ...
ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ንምብራኽ፡ ኣተባባዒ ስራሕ ከምእተዓመ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና (ሃ.ማ.ኣ.ም.ስ) ሌተና ኮሎኔል ብርሃነ በዂረጽዮን ገሊጹ። ኣብ 44 ንኡሳን ዞባታት፡ ኣብ ሜላታት...