Author - Messi Samuel

ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ተሳቲፉ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣቶ ነጋሲ ካሳ ዝመርሖ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ 6ይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ተሳቲፉ። ኣብ’ቲ ብ17ን 18ን ለካቲት 2022 ኣብ ብራስለስ – ቤልጁም ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ምወላ ንዘላቒን...

ማእከል – ንመማህራን ቅድመ-ትምህርቲ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ መማህራን ቅድመትምህርቲ – ኣብ ጥዕና ተመሃሮኦም ክገብርዎ ዝግባእ ምክትታልን ናብዮትን ብዝምልከት፡ ብክኢላ ሕክምና ቈልዑ ዶ/ር ጽገሬዳ መሓሪ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ብ15 ለካቲት ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ዶ/ር ጽገሬዳ፡ መማህራን ቅድመ...

ማእከል – ኮማዊ ምግራብን ምዝላይን ጠመተ ክወሃቦ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2021 ብሓምላይ ወፍሪ ንልምዓት ካብ ዝተተኽለ ልዕሊ 1.1 ሚልዮን ፈልሲታት ኣግራብ፡ እቲ 80.5 ሚእታዊት ከምዝጸደቐ ተሓቢሩ። ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓላፊ ጨንፈር በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣቶ ኣብርሃም ተኽሉ፡ እቲ መደብ...

ኣብ ጽላት ጥዕና፡ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣሰራርሓ ክድፋኣሉ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣዘኻኺራ

ኣብ ጽላት ጥዕና ዝካየድ ንጥፈታት፡ ምስ ዓለማዊ መለክዒታት ከምዝስጒም ብምግባር፡ ብቕዓት ኣገልግሎት ንምርግጋጽ – ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣሰራርሓ ክድፋኣሉ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ኣዘኻኺራ። ብ17 ለካቲት ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ...

‘መውል’ ጨ/ተሰነይ፡ ንጥፈታቱ ገምጊሙ

መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን – ‘መውል’ ጨንፈር ተሰነይ፡ ኣብ 2021 ን1,325 ዜጋታት ብውልቅን ብጉጅለን፡ ከምኡ’ውን ንሰራሕተኛታት ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ፡ ኣስታት 15 ሚልዮን ናቕፋ ከምዘለቅሐ ገሊጹ። ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታትን ኣመሓደርቲ...

ነበርቲ ምም/ከባቢ ድርፎ ጽርግያኦም ይጽግኑ . .

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣኽሪያ፡ ነበርቲ 5 ዓድታት ምምሕዳር ከባቢ ድርፎ፡ ብማሽነሪ ብዝተደገፈ ወፈራ፡ 15 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ። እቲ ብነበርቲ ዓድታት ዓርበ-ረቡዕ፡ ዳዕሮታይ፡ ነበራ፡ እንዳ-ገረወልዲን ዓርጎሎን ዝቕጽል ዘሎ ወፈራ፡ ካብ ቀንዲ መስመር...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ኣድራሻኦም፡ ሓደ ካብ ዓዲ-ጓዕዳድ፡ ሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ገደላ እዮም። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ...

ኣብ ሻምብቆ፡ ዓረዛን ሃይኮታን ዕዉት መደባት ተተግቢሩ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሻምብቆ፡ ዓረዛን ሃይኮታን፡ ትግባረ ልምዓታዊ መደባትን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ዝግምግም ርክባት ተኻዪዱ። ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሻምብቆ ኣብ ዝገበሮ ገምጋም፡ ንቕሓት ሕብረተ-ሰብ ንምዕባይ ብዝተኻየደ ጐስጓስን ኣከብቲ ግብሪ ብዝገበርዎ ጻዕርን፡ ኣብ...

ሳዋ – ማ.ሞ.ስ ዘተኣታተዎ መሳርሒታት፡ ኣብ ብቕዓት ተመሃሮ ኣበርክቶ ይገብር

ኣብ ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ (ማ.ሞ.ስ) ዝተዋደደ ዘመናዊ መሳርሒታት፡ ምስ ዕዙዝ ሞያዊ ኣበርክቶን ተወፋይነትን መማህራን ተደሚሩ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ምሕያል ብቕዓት ተመሃሮን ልዑል ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ዳይረክተር ናይ’ቲ ማእከል...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ሓዝሓዝ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 10 ዜጋታት፡...

Login

Categories