Author - Messi Samuel

ኤርትራውያን ተቐማጦ ኒውዚላንድ 20 ሽሕ ዶላር ወፍዮም

ኣብ ሃገረ ኒውዚላንድ – ከተማታት ኦክላንድ፡ ወሊንግቶንን ክራይስትቸርችን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ መደባት “ክተት ከም መድረኻዊ ግድነት” ንምዕዋት፡ ውዳቤታቶም ኣሐዪሎም ብኹሉ ዓቕሞም ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም። ከም መርኣያ ናይ’ዚ፡ ዝሓለፈ ወርሒ ብዘካየድዎ...

ደቡብ – 453 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ድባርዋን፡ ካብ ሓደ ክሳብ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ሞያዊ ስልጠናታት ዝወሰዱ 453 መንእሰያት፡ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ተመሪቖም። እቲ ዝሰልጠኑሉ ዓውደ-ሞያታት፡ ምቕራጽ ቪድዮ ካሜራን ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእስን ምዃኑ፡ ወኪላት ኤሪና ሓቢሮም።...

ባረንቱ – ብህዝቢ ዝተሃንጸ ኣባይቲ ንስንኩላን ኲናት ተረኪቡ

ከም ኣካል ናይ’ቲ ብህዝብን መንግስትን ባረንቱ ንሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ብሓፈሻ ንተኣለይቲ ስንኩላን ድማ ብፍላይ ዝግበር ዘሎ ኩሉ-መዳያዊ ሓገዝን ናብዮትን፡ ህዝቢ ከተማ ባረንቱ ገንዘቡን ጉልበቱን ኣወሃሂዱ ዝሃነጾ መንበሪ ኣባይቲ፡ ብ26 ለካቲት ንተኣለይቲ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ ኣሎ።...

ኣብ ሳዋ፡ ባህላውን ትምህርታውን ቅነ-ተመሃሮ ስነ-ኪነት ተኻዪዱ

ሃማመተኤ ዞባ ሳዋ ዝወደቦን ንክልተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐን፡ ‘ቅነ መንእሰያት ኣባላት 34 ዙርያ ተመሃሮ ኣብያተ-ትምህርት ስነ-ኪነት’፡ ብ26ን 27ን ለካቲት ተዛዚሙ። እቲ “ንቑሕ መንእሰይ ኣብ ወሳኒ መድረኽ” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደ መደብ፡ ብቐንዱ ኣብ ትምህርታውን...

163 ሽሕን 43ን ፓውንድ ተወፍዩ

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመናበዪ ስድራስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን 163 ሽሕን 43 ፓውንድ ወፍዮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ካብ’ቲ ወፈያ፡ እቲ 94,558 ፓውንድ ንመናበዪ ስድራስዉኣት፣...

ኣራዕታ – 25 ተመሃሮ ‘ሽልማት ፍዕማ’ ተዋሂቦም

ሃማመተኤ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ብሉጽ ውጽኢት ንዝመዝገቡ ተማሃሮ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ብ20 ለካቲት ዞባዊ ሽልማት ‘ፍዕማ’ ሂቡ። ተሸለምቲ ፍዕማ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2019-2020ን፡ 2020-2021ን ኣብ ዝተዋህበ ሃገራዊ...

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዘትያ

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ኣብ መስርሕ ዝርከብ ኣገልግሎት ፍትሒ ብምግምጋም፡ ክብሪታት ሕብረተሰብ ማእከል ዝገበሩ ኣገባባት ኣፈታትሓ ግርጭት ተዓቂቦም ናብ ወለዶታት ዝሰጋገሩሉን፡ ምስ ዘመናዊ ኣገባብ ኣወሃህባ ፍርዲ ተጠዓዒሞም ዝቕጽልሉን ባይታ ንምፍጣር፡ ምስ...

ዓንሰባ – ጥርናፈ መሃዝትን ሰናዕትን ንምሕያል ተዘትዪሉ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ምህዞን ሰንዓን ናይ ዝነጥፉን ዝንባለ ዘለዎምን መንእሰያት ጥርናፈ ንምሕያል፡ “ተበላሓትነት ንልምዓትን ዕብየትን” ብዝብል ቴማ፡ ብ18ን 19ን ለካቲት ኣብ ከተማ ከረን ዋዕላ ተኻዪዱ። ኣብ ንኡሳን ዞባታት ከረን፡ ሓጋዝ፡ ዒላበርዕድን ዓዲ...

ማእከል – እቶታውነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣድማዒ ስራሕ ተዓሚሙ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት – እቶታውነት ሕርሻ ንምድንፋዕ፡ ብቐንዱ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ምክልኻል ፍግረመሬትን – ኣድማዒ ወፈራታት ከምእተኻየደ፡ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ክፍሊ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት መስኖ ኢንጂነር ኣቤል...

Login

Categories