Author - Messi Samuel

ከረን – ጽሬት ከተማ ኮማዊ ሰረት ንምትሓዙ ይስረሓሉ

ኣብ ከተማ ከረን፡ ብኣሃዱ ጽሬት ዝሰላሰል ዘሎ ንጥፈታት፡ ኮማዊ ሰረት ንምትሓዙ ይስረሓሉ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ጽሬት ከተማ ከረን ኣቶ ዓብዱ ሓሰብረቢ ሓቢሩ። ኣቶ ዓብዱ፡ ኣብ ከባቢ ማይ በላ ዝርከብ መተሓላለፊ ረሳሕ ፈሳሲ፡ ወነንቲ ትካላት ናይ’ቲ ከባቢ ግቡእ ሓለዋ...

ባጽዕ – ጽጉማት ተመሃሮ ናይ ብሽክለታ ሓገዝ ተገይሩለን

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ኣብ ምሕድግ ዝበለ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ባጽዕ ንዝቕመጣ 10 ጽጉማት ደቂኣንስትዮ ተመሃሮ ማእከላይ ደረጃ፡ ናይ ብሽክለታ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ፡ ኣካል ናይ’ቲ ደቂኣንስትዮ ንምትብባዕን ተሳታፍነተን ኣብ ትምህርቲ ንምዕባይን ዝግበር ደገፍ ምዃኑ...

ማእከል – ብምኽንያት 8 መጋቢት፡ ንደቂ-ኣንስትዮ ሰሚናራት ተዋሂቡ

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ብምኽንያት 8 መጋቢት፡ ኣፍልጦ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ክብ ንምባልን ንቕሓተን ንምብራኽን ዝዓለመ – ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት ሰሚናራት ኣካዪዱ። ኣብ ኣዳራሻት ፖሊስ ኤርትራን ምምሕዳር ዞባ ማእከልን ኣብ ዝተኻየደ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ካብ ሰንዓፈ ዝመጽአት ሓንቲ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3...

ዓንሰባ – ንሓደስቲ ኣመሓደርቲ ከባቢ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ክሳብ 20 ለካቲት 2022 ኣብ ዝተኻየደ ምርጫታት ንዝተዓወቱ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን፡ ምስ ዕማማቶምን ስልጣኖምን ዘላሊ መብርሂ ተዋሂቡ። ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳ ብ17፡...

ኣንበጣ ገረብ፡ ቀጻሊ ምክትታል ክግበረሉ ተሓቲቱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝርአ ዘሎ ለበዳ ኣንበጣ ገረብ፡ ቀጻሊ ክትትል ክግበረሉ ጸዊዑ። ኣንበጣ ገረብ ብዘለዎ ፍሉይን ተቐያያርን ባህርያት፡ ከምኡ’ውን ብለይቲ ናይ ምንቅስቓስን ንኣግራብን ጀራዲንን ናይ ምጥቃዕን ጠባያት፡ ንምቍጽጻሩ...

ጋዜጣዊ መግለጺ ዩክሬን ከም ገንሸል

ዘሎናዮ ግዜ፡ ሓደገኛ ግዜ’ዩ። ኲናት ዩክሬን ዘስዕቦ ዘሎ ሓዘንን ስቅያትን፡ ብኣጋኡ ክግታእ ዝኽእል ዝነበረን ክግታእ ዘለዎን’ዩ። እቲ ዝያዳ ዘስግእ፡ ዓለምና ኣብ ኣፈፌት ገዚፍን ሓደገኛን ዕንወትን መቕዘፍትን ትርከብ ምህላዋ’ዩ። ስግኣትን ተኽእሎን ለበዳ ናይ’ዚ...

መብርሂ ድሕረ-ድምጺ ምክትል ቀዋሚ ወኪል ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መበል 11 ህጹጽ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕ.ሃ. – 2 መጋቢት 2022 ኒውዮርክ

ክቡር ፕረዚደንት! ኤርትራ፡ “ወራር ኣብ ልዕሊ ዩክረይን” ኣብ ዝተሰምየ ንድፈ-ውሳነ A/ES-11/ L1 – ንዝሃበቶ ድምጺ፡ እዚ ዝስዕብ መብርሂ ክትህበሉ ትደሊ። • ኤርትራ፡ ዘላቒ ዓለማዊ ሰላም ንምውሓስ፡ ኣብ ቻርተር ሕ.ሃ. ሰፊሩ ዘሎ፡ ምኽባር ልኡላውነት፡...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ካብ ኣኽርያን መዓስከር ደንደንን ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም...

ተመሃሮ ኮሌጅ፡ ኣብ ምክልኻል ገበናት ተሳትፎኦም ከዕዝዙ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ጸዊዑ

ተመሃሮ ኮሌጅ፡ ንነፍሶም ካብ ዘይስነምግባራዊ ተግባራት፡ ከምኡ’ውን ካብ ገበናትን በደላትን ተሓዪቦም፡ ኣብ ምክልኻሉ ተሳትፎኦም ከዕዝዙ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ጸዊዑ። ብ2 መጋቢት ንተመሃሮ ኮሌጅ ምህንድስናን ተክኖሎጅን ማይ-ነፍሒ ኣብ ዘካየዶ...

Login

Categories