ሃማደኤ ጨንፈር ኩወይት ከምኡ’ውን ኤርትራውያን ነበርቲ ጁባ – ደቡብ ሱዳን፡ 8 መጋቢትኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ደቡብ – ብሉጻት ተመሃሮ ሽልማት “ዒንደማሶ” ተዋሂቦም ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ልዑል ነጥቢ ዘመዝገቡ...
ሃማደኤ ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ዝወደቦ – ዝኽሪ 8 መጋቢት-ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ኣደ-መንበር ናይ’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ብርሂን ዑቕባይ፡ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ መዳያት...
ተቐማጦ ኣርባዕተ ምምሕዳራት ከባቢ ከተማ ባረንቱ፡ ንምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ ጽርግያታት ብወፈራ ጸጊኖም። በቲ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሰላም፡ ቢያራን ፍትሒን ዘካየድዎ ወፈራ፡ ብክራማት ዝተበላሸወ መስመር ከምእተጸገነን፡ ጠንቂ ሓደጋ ክኾኑ ዝኽእሉ...
ኣብ ማእከል ጥዕና ጎልጅ – ማእከል ጥዕና ጎልጅ ኣገልግሎታ ተስፍሕ ብምትሕብባር ህዝቢ፡ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሃማደኤን ህዝባዊ ሰራዊትን ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ ዝተሰርሐ ሰለስተ ክፍልታት ዘለዎ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት ተመሪቑ ኣገልግሎት ጀሚሩ። ሓላፊ’ታ ማእከል...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “መትከላዊ እምነት፡ ንመድረኻዊ ግድነት!” ብዝብል ቴማ፡ ነታ ዕለት ብዘንጸባርቕ ዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ማእከል ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማደኤ ኣብ ዝተኻየደ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራ፡ ሓደ ዜጋ ካብ ኣኽሪያ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፡...
ብምኽንያት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ሃገርና፡ ብኣካላት ሃማደኤ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ተኻዪዱ። ኣባላት ሃማደኤ 13 ንኡሳን ዞባታት ማእከል፡ ከምኡ’ውን ሰራሕተኛታት ዝተፈላለያ ትካላትን ሚኒስትሪታትን፡ ካብ 1 ክሳብ 5 መጋቢት 235...
ኤርትራውያን ነበርቲ ኢጣልያ፡ መደባት መኸተ ንምዕዋት፡ በብሃገራውያን ውዳቤታቶም ኣቢሎም ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ፡ 250,650 ዩሮ ከምዝወፈዩ፡ ቤት-ጽሕፈት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ሓቢሩ። በዚ መሰረት፡ ነበርቲ ኣቡሩሶ 5,550 ዩሮ፡ ቦሎኛ 26,300 ዩሮ፡ ባሪ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ብቕዓት ትምህርቲ ብምርግጋጽ ብኩልንትንኦም ብቑዓት ተመሃሮ ንምፍራይ ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ፡ ተራ ሕብረተ-ሰብ ክዓዝዝ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኮሚተ ወለዲ፡ መማህራንን ሰራሕተኛታት ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ርክብ፡...
ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ኣብርሃ፡ ተበጋጊሶም ዘለዉ ልምዓታውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ንምዕዋት፡ ናይ ህዝቢ ተሳትፎን ኣድማዒ ምሕደራን መሰረታዊ ስለዝዀነ፡ ኣመሓደርቲ ቀላሲ ተራኦም ከሐይሉ ኣዘኻኺሩ። ሚኒስተር ወልደሚካኤል ብ4 መጋቢት ብተሳትፎ...