ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊ ውሸባ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ታረቀ ዑቕባሚካኤል ጐጀላ፡ ብ10 መጋቢት ኣብ መበል 74 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ ታረቀ ዑቕባሚካኤል፡ ኣብ እዋን...
ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ተሰነይን ጎልጅን፡ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ከባቢኦም ኣብ ልምዓታዊ መደባት ተዋፊሮም ንዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ እንግዶት ብምግባር ኣተባቢዖም። ኣብ’ቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ጸሓፊ...
ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ተሰነይን ጎልጅን፡ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ከባቢኦም ኣብ ልምዓታዊ መደባት ተዋፊሮም ንዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ እንግዶት ብምግባር ኣተባቢዖም። ኣብ’ቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ጸሓፊ...
ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ግቡእ ወተሃደራውን ሳዋ፡ ተመሃሮ ሞያውያን ኣብያተ-ትምህርቲ ኣመሪቓ ፖለቲካውን ስልጠናታት ዝቐሰሙ ኣባላት መበል 34 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝዀኑ – ተመሃሮ ሞያውያን ኣብያተትምህርቲ፡ ብ13 መጋቢት ተመሪቖም። ኣብ ሳዋ ኣብ ዝተገብረ ስነ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ – ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ካብ 28 ለካቲት ክሳብ 9 መጋቢት ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ሰሜንን ደቡብን መንሸብ፡ ገድገድ፡ ወቂሮ፡ ቲሉክ፡ ወድ-ኢሉ፡ ሸልሸላን ኪሎን...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ብ9ን 10ን መጋቢት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ናይ 2021 ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2022 ዘትዩ። ብኣሃዛት ዝተሰነየ በብክፍሉ ዝቐረበ ጸብጻባት ከምዘነጽሮ፡ ኣብ 2003 ኣስታት 4 ሚእታዊት ዝነበረ መጠን መልከፍቲ ኤች.ኣይ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቻይና ኣብ’ቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዞባዊ ውህደት ንምህናጽ ዝገብርኦ ዘለዋ ጻዕሪ፡ ሃናጺ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ እምንቶ ኤርትራ ዘነጸረ፡ ትማሊ ንግሆ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ካብ ባጽዕ ዝመጽአ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3...
ኣባል ተሓጋጋዚ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ምምሕዳር ሚኒስትሪ ምክልኻል ገዲም ተጋዳላይ – ኮሎኔል ዓቤ ሳልሕ ስዒድ፡ ብ9 መጋቢት ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ዓቤ...
ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ህጻናት ‘ኦሮታ’፡ ብዘመናዊ መሳርሒታት ዝተደገፈ ዝምስገን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ፡ ሜዲካል ዳይረክተር ናይ’ቲ ሆስፒታል – ፕሮፌሰር ጽገሬዳ ገብረህይወት ሓቢራ። ኣብ’ቲ ሆስፒታል፡ በብእዋኑ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ብሓፈሻ...