Author - Messi Samuel

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ – ካብ ዓዲተከሌዛን ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,723 በጺሑ ኣሎ። 9,618...

ኣባላት ማሕበር ታክሲ ዞባ ማእከል ደም ለጊሶም

ኣባላት ማሕበር ወነንቲ ታክሲ ዞባ ማእከል፡ “ብስእነት ደም እትሓልፍ ህይወት ከይትህሉ” ብዝብል ዕላማ፡ ብ16 መጋቢት ብወለንታኦም 70 ከረጺት ደም ለጊሶም። እቲ መደብ፡ ኣካል ናይ’ቲ ማሕበሮም ዘተግብሮ ዘሎ መደባት ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣትን ምግራብን ምዃኑ ዝጠቐሱ...

ጽርግያ ዓረዛ – ማይ-ድማ ብወፈራ ተጸጊኑ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓድሽ-ዓዲን ዓዲ-ጋባን፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ምስ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻልን ብምትሕብባር፡ ንመጓዓዝያ ከሸግር ዝጸንሐ፡ ኣካል መስመር ዓረዛ – ማይ-ድማ ዝዀነ ናይ ሓመድ ጽርግያ ብወፈራ ጸጊኖም። በቲ ልዕሊ...

ባጽዕ – ኣብ ምክልኻል ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ጨንፈር መጓዓዝያ ምድሪ ናይ’ቲ ዞባ ብምትሕብባር፡ እናዛየደ ብዛዕባ ዝመጽእ ዘሎ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ፡ ብ11 መጋቢት ኣብ ባጽዕ ንመራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣስተምህሮ ሂቡ። ሓላፊ ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ...

ማእከል – ኣብ ኣተገባብራ መምርሒታት ሓይሊ ዕማም ዝተራእየ ዕቱብነት ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ትግባረ ናይ’ቲ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምግታእን ንምቊጽጻርን፡ ኣብ 2020ን 2021ን ዝወጽአ መምርሒታት ሓይሊ ዕማም መኸተ ኮሮና ቫይረስ ዝተራእየ ዕቱብነት ተሞጒሱ። ብ16 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ – ኣቦመንበር ባይቶ ዞባ ማእከል ኣቶ...

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ፡ 9,722 በጺሑ ኣሎ። 9,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት...

“ሳዋ፡ ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ መንእሰያት ብዝያዳ ኣገዳሲት እያ” ተመረቕቲ

ሳዋ፡ ጐድኒ-ጐድኒ እቲ ንልምዓትን ምክልኻልን ሃገር ዘለዋ ኣበርክቶ፡ ብውልቂ እውን ብዙሕ ብልጫታት ከምዝረኸቡላ፡ ከም ኣካል መበል 34 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ናይ ሽድሽተ ኣዋርሕ ግቡእ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠናታት ቀሲሞም ብ13 መጋቢት ምስዝተመረቑ ኣባላት...

ስ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣርባዕተ ን/ዞባታት ምርጫ ኣመሓደርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ዳህላክን ኣፍዓበትን፡ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣብ ንኡስ ባጽዕ፡ ኣብ ኩሉ ጽፍሒታት – 16 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 35...

ኣዛዚ ፖሊስ፡ ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ብ16 መጋቢት ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ፡ ኣብ ምክልኻል ገበናትን በደላትን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ልዕሊ 2 ሽሕ ተመሃሮን መማህራንን ዝተሳተፍዎ ሰሚናር፡ ኮሎኔል መሓሪ፡ ተልእኾ ፖሊስ ኤርትራ ሰላምን...

ማእከል – ቤት-ትምህርቲ ሰማእታት ንፉዓት ተመሃሮ ሸሊማ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ሃገራዊ መልቀቒ መርመራ 12 ክፍሊ ናይ ዓመተ-ትምህርቲ 2020/2021፡ ካብ 3 ክሳብ ምሉእ 4 ነጥቢ ዘመዝገቡ 178 ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ሰማእታት ተሸሊሞም። ብ13 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሓላፊ ቤት-ትምህርቲ 2ይ...

Login

Categories