ጸገም ዝስተ ማይ ከተማ ዓዲ-ዃላ ንምፍታሕ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ብዝለዓለ ከምዝስራሕ – ብ14 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዓንደመስቀል ኣድሓኖም፡ ምስ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሰሞሞን ማይ-ላፎን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፡ ኣብ...
ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ዓንሰባ ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,723 በጺሑ ኣሎ። 9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ...
ቤት-ጽሕፈት ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ምስ ምምሕዳር ከተማ ባጽዕ ብምትሕብባር፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2020/2021 ልዑል ነጥቢ ንዘመዝገቡ 17 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 48 ብሉጻት ተመሃሮ ሸሊሙ። ብ18 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ ዝርከብ ማእከል ምርምር ስነ-ሓሸራ፡ ብጣንጡ ዝመሓላለፉ ሕማማት ኣብ ምቁጽጻር እወታዊ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ክኢላ ስነሓሸራ ኣቶ መንሱር ዮኑስ፡ እቲ ማእከል ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት 20...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ብምትሕብባር፡ ሓረስቶት ካብ ቀመማዊ ድዅዒን ጸረ-ባልዕን ወጺኦም፡ ብባህርያዊ ኣገባብ ዝተዳለወ ድዅዒ ኮምፖስትን ጸረ-ባልዕን ንኽጥቀሙ፡ ዝተፈላለየ ናይ ፈተነን ስልጠናን መደባት ይህብ ኣሎ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ...
ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት – ሳዋ፡ ኣባላቱ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ዘካይድዎ ሃገራዊ ዕማም፡ ኣካዳሚያዊ ብቕዓቶምን ደረጃኦምን ንምዕባይ ዕቱብን ዝተወሃሃደን ስራሕ የሰላስል ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓላፊ ስታፍ ጐስጓስን ሓበሬታን ናይ’ቲ ማእከል ካፒተን ብርሃነ...
ኣብ 2021 ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – ምምሕዳራት ከባቢ ማይ-ሓባር፡ ለዓይተንን ነፋሲትን ብህዝባዊ ወፈራታት ዝተተኽለ 44 ሽሕ ፈልሲታት 70 ሚእታዊት ጸዲቑ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ፡ ሓላፊ ቁጠባዊ ልምዓት’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዳንኤል ብርሃነ ሓቢሩ። እቲ...
ብሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ) ዝውነን ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ትካል መነጽር ዓይኒ፡ ብርትዓዊ ዋጋ – ተወዳዳሪ ፍርያት የቕርብ ከምዘሎ ተጠቀምቲ ገሊጾም። ብክኢላ ሓኪም ዓይኒ ዝተኣዘዘሎም መነጽር፡ ኣብ’ቲ ትካል...
ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ብሉጽ ነጥቢ ንዘመዝገቡ ተመሃሮ፡ ሽልማት ‘ዒንደማሶ’ ክዕደል እንከሎ፡ ን3 ኣዋርሕ ብሞያ ዝሰልጠኑ ድማ ተመሪቖም። እቶም ንሽልማት ‘ዒንደማሶ’ ዝበቕዑ ተመሃሮ 64፡ እቶም ብናጻ ብቴክኖሎጂ ኮምፕዩተርን ስነ-ጽባቐ...
ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ብ18 መጋቢት – ሓለፍቲ ክፍልታት፡ ኣመሓደርቲ 16 ንኡሳን ዞባታትን መሻርኽቲ ኣካላትን ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምዕባይ ኣታዊታት ዞባ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ምምሕዳር ዞባ ኣቶ ተኪኤ ቀለታ፡...