Author - Messi Samuel

ዓለማዊ መዓልቲ ‘ቲቢ’ ብደረጃ ሃገር ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ‘ቲቢ – 24 መጋቢት፡ ብደረጃ ሃገር “ሕማም ቲቢ ከብቅዕ፡ ወፍሪ ንድሕነት ህይወት ነሐይል” ብዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተዘኪራ። ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊ ኣሃዱ ርክብን ስልጠናን ኣቶ ኣማኑኤል ግርማጼን፡ ብመሰረት ጸብጻባት ውድብ ጥዕና...

ዓንሰባ – ኣብ ስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት ፍትሒ ንምህብታም ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት ዓንሰባ – ኣብ ስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት ፍትሒ ንምህብታም ዘተ ተኻዪዱ ፍትሒ ንምህብታም፡ ብ22 መጋቢት ካብ ሸውዓተ ንኡሳን ዞባታት ዞባ ኣዓንሰባ ዝመጽኡ ወከልቲ ህዝቢን ኣመሓደርትን ዝተሳተፍዎ ዘተ፡ ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ።...

ዓለማዊ መዓልቲ ዳውን-ሲንድሮም ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ዳውን-ሲንድሮም – ‘21 መጋቢት’፡ “ዝዀነ ሰብ ንድሕሪት ኣይነትርፍ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ከባቢ ማይ-ድምነት ብመደብ ማእቶት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንኩላን...

ዓሰብ – ኣብ ኣገልግሎት ትምህርቲ ዘተባብዕ ገስጋስ ይምዝገብ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓሰብ፡ ኣብ ብቕዓት ኣገልግሎት ትምህርትን ተገዳስነት ተመሃሮን ዘተባብዕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ከሓሰ ሞጐስ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ብቁጽሪን ደረጃን ብተዓጻጻፊ እናዓበየ ዝመጽአ...

ዓሰብ – ኣንበጣ ንምቁጽጻር ዝሕግዝ ስልጠና ተዋሂቡ

ዓሰብ – ኣንበጣ ንምቁጽጻር ዝሕግዝ ስልጠና ተዋሂቡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ኣሃዱ ምክልኻል ሳገምቲ ባልዓት ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ብምትሕብባር፡ ኣንበጣ ኣብ ኣእካል ዘስዕቦ ጉድኣት ብኣጋ ንምቁጽጻር ዝሕግዝ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና...

ዝኽሪ ምድምሳስ ‘ናደው እዝ’፡ ኣብ ኣፍዓበት ተጸምቢሉ

ዝኽሪ መበል 34 ዓመት ምድምሳስ ‘ናደው እዝ’፡ ብ19 መጋቢት ኣብ ኣፍዓበት ብድምቀት ተጸምቢሉ። ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ተቐማጦ ከተማ ኣፍዓበትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ-ኑር ረጀብ፡ ምድምሳስ...

ደቡብ – ጨ/ሚ/ትምህርቲ፡ ስሉሳዊ ዝምድና ክሕይል ኣተሓሳሲቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተመዝገበ 90 ሚእትዊት መጠን ምሕላፍ ናብ’ቲ ዝለዓለ ደረጃ ክብ ንምባል፡ ስሉሳዊ ዝምድና ቤት-ትምህርቲ፡ ወለዲን መማህራንን ክሕይል፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብ17ን 18ን መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝገበሮ...

ማእከል – ነበርቲ ንኡስ ዞባ ኣርባዕተ-ኣስመራ ከባቢኦም ይግርቡ

ኣብ ዞባ ማእከል ነበርቲ ንኡስ ዞባ ኣርባዕተ-ኣስመራ፡ ከባቢኦም ንምርጋእን ብኣግራብ ንምሽፋንን ዝጀመርዎ ወፈራዊ ንጥፈታት ብዝለዓለ ከምዝቕጽልዎ ገሊጾም። ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሸኻፍርትት፡ መደበርን ዕዳጋ-ዓርቢን ነዚ ዝገለጹ፡ ንክራማት ዘድሊ ምቅርራባት ንምጽፋፍ፡...

ኣብ ባጽዕን ተሰነይን፡ ንተመሃሮ ኣፍልጦኦም ኣብ ሕጊ ዘበርኽ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣፍልጦን ግንዛበን ኣብ ሕጊ ትራፊክ ንምዕባይ፡ ኣብ ባጽዕ ንተመሃሮ ጐስጓሳዊ ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ናይ’ቲ ዞባ፡ ሜጀር ንርኣዮ ጸጋይ፡ ኣብ ሕግን ተመሃሮን ከምኡ’ውን ኣብ ዝምድና ተመሃሮን ፖሊስን ኣትኲሩ...

ሚ/ሕርሻ፡ ድሕነት መግቢ ንምርግጋጽ ቁጽጽራዊ ስራሓት የሐይል

ክፍሊ ሕጋጋትን ቁጽጽርን ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ድሕነት መግብን ብቕዓት ሕርሻዊ እቶትን ንምርግጋጽ፡ ዕቱብ ቁጽጽራዊ ስርሓት የሰላስል ከምዘሎ ገሊጹ። ዋና ዳይረክተር ናይ’ቲ ክፍሊ ኣቶ ተኽለኣብ ምስግና፡ ብቕዓትን ድሕነትን መድሃኒታት ብቚልን እንስሳን፣ ኣዝርእቲን መግቢ...

Login

Categories