Author - Messi Samuel

ዝኽረ-ዓመት ምሕራር ከተማ ናቕፋ ተጸምቢሉ

መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ምሕራር ከተማ ናቕፋ፡ ብ23 መጋቢት ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ዝማዕረገ ጽምብል፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣቶ ያቆብ እድሪስ፡ ናቕፋ ትእምርቲ ቃልሲ፡ ጽንዓትን መኸተን ህዝቢ ኤርትራ ምዃና ብምዝኽኻር፡ ታሪኻ ናብ ሓደስቲ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ እምኒ-ሓይሊ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,727 በጺሑ ኣሎ። 9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም...

ኣብ ሳዋን ኣስመራን፡ 165 መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ሳዋ፡ ብምትሕብባር ማእከል ሞያዊ ስልጠናታትን ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ሃማመተኤን ኣብ ዝተወደበ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጠና ኣርትዖት ስእልን ግራፊክስን ዝተሳተፉ – 35 ተመሃሮ ‘ማሞስ’ ተመሪቖም። ብ26 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምምራቕ...

ማሕበር ኣልማዕቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ን/ዞባ ዓዲ-ዃላ ንጥፈታቱ የበራብር

ማሕበር ኣልማዕቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ንጥፈታቱ ንምብርባር – ብ23 መጋቢት ዘተ ኣካዪዱ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ ወይኒ እምባፍራሽ፡ ማሕበሮም ጽቡቕ ርእሰ-ማል ኣዋህሊሉ ክነጣጠፍ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ 3-4...

ኣባላት ክፍላተ-ሰራዊት 70ን 16ን-ነበር ኣብ ምግራብ ይነጥፉ

ኣባላት ማሕበር ምትሕግጋዝ ክፍላተ- ሰራዊት 70ን 16ን ነበር፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ኣብ ዞባ ማእከል – ከባቢ ማይድምነት ካብ ዝተኸልዎ ፈልሲታት፡ እቲ ልዕሊ 95 ሚእታዊት ከምዝጸደቐ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ተጋዳላይ ዓንደብርሃን ፍስሃየ ሓቢሩ። ዝተኸልዎ...

ጋሽ-ባርካ – ምሕደራ ፕሮጀክታት ቀረብ ማይ ተዘሪብሉ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዞባ ጋሽባርካ ዝርከብ ፕሮጀክታት ቀረብ ማይ፡ ኣተሓሕዛኡን ምሕደራኡን ንምምሕያሽ – ብ23 መጋቢት ኣብ ከተማ ባረንቱ ብዓውደ-ዘተ ተዘሪብሉ። ኣብ’ቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ኣምባሳደር ማሕሙድ ዓሊ ሕሩይ፡ ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ዑስማን መሓመድ...

ባጽዕ – ኣብ ሃገርን ሃገራውነትን ዘተኰረ ሰሚናር ተዋሂቡ

መንእሰያት፡ ኣብ ታሪኽን ኣምር ሃገርን ሃገራውነትን ዘለዎም ንቕሓትን መረዳእታን ንምብራኽ፡ ብዝለዓለ ክስራሓሉ ከምዝግባእ፡ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ፡ ንመንእሰያት ሰራሕተኛታት ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር ኣገንዚቡ። ብ25 መጋቢት፡ ኣብ...

ማሕበር ኣልማዕቲ ጀራዲን ን/ዞባ ድገ ንጥፈታቱ ገምጊሙ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ – ገማግም ሩባ ባርካ ዝነጥፍ ማሕበር ኣልማዕቲ ጀራዲን፡ ብ15 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ሳልሳይ ጉባኤ፡ ፍርያቱ ብዓይነትን መጠንን ንምምዕባል ከምዝሰርሕ ገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ ዮሱፍ ዳምር፡ ኣብ 2016 ዝተመስረተን 249 ኣባላት...

ኩወይት – ኣቶ ሑመድ ያሕያ ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስተር ተመያዪጡ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩወይት ኣቶ ሑመድ ያሕያ ሓሊ፡ ትማሊ 28 መጋቢት ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዱ። ኣቶ ሑመድ ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኩወይት ንጉዳያት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዓሊ ሱሌማን ኣ’ስዒድ ኣብ ዝገበሮ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ ሓደ ካብ ጐዳይፍ፡ እቲ ካልኣይ ድማ ካብ ሰምበል እዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ...

Login

Categories