ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጁባን ከባቢኣን – ደቡብ ሱዳን፡ “ክተት ከም መድረኻዊ ግድነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ3 ሚያዝያ ሳልሳይ ጉባኤ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ኣስታት 200 ኣባላት ዝተሳተፍዎ ጉባኤ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣቶ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት፡ ተሳታፍነት ተመሃሮ ምስ’ቲ ተዋዲዱ ዘሎ ትካላት ትምህርቲ ክነጻጸር እንከሎ ውሑድ ምህላዉ፡ ንምብራኹ ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ እምበኣር – ተራ ሕብረተ-ሰብ ክዓዝዝ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ሓፈሻዊ ንጥፈታት ትምህርትን ውጽኢት ተመሃሮን ንምግምጋም...
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ኣብ ካብ 3 ክሳብ ምሉእ 4 ነጥቢ ዘምጽኡ 15 ኣባላት መበል 34 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተሸሊሞም። ብ2 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ቃል ዘስመዐ ዳይረክተር ናይ’ታ ኣብ እምባደርሆ እትርከብ ቤት-ትምህርቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓይነባ፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዘተኰረ ሰፊሕ ማእቶት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ካብ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ጀሚሮም፡ ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልቲ እናወፈሩ ዘካዪድዎ ዘለዉ ንጥፈታት፡ ከትርታትን ዛላታትን ምስራሕ...
ዝኾነ ዓይነት መርመራ፡ ኣብ’ቲ እትጥቀመሉ መሳርሕን ብቕዓት ሞያዊ ሰብን ስለዝምርኰስ፡ መንግስቲ ብሉጽ መሳርሒታት ብምትእትታውን ዓቕሚ-ሰብ ብምምዕባልን፡ ንጥፈታት ሃገራዊ ላቦራቶሪ ጥዕና ንምብራኽ – ገዚፍ ወፍሪ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ሃገራዊ ላባራቶሪ...
መስመር ሳዋ – ፎርቶ-ሳዋ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዝወደቦ ወፈራ፡ ናይ ጽገና ስራሕ ይካየደሉ ከምዘሎ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ብ2 ሚያዝያ ጀሚሩ ዝቕጽል ዘሎ ስራሕ፡ ነቲ መስመር ዝቘርጽ ዓቢ ሩባ ኣብ እዋን ክራማት ዝፈጥሮ ጸገም ንምቅላል ምዃኑ፡ እቲ ሓበሬታ...
ኣባል ምምሕዳር ዞባ ማእከል ገዲም ተጋዳላይ ብርሃነ ተኽለማርያም ገብረመድህን (ብዮምቦ)፡ ብ2 ሚያዝያ ኣብ መበል 68 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ብርሃነ ተኽለማርያም፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ኣብ...
ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ሌተና ኮሎኔል ብርሃነ በዂረጽዮን፡ ተልእኾ ናይ’ዛ ዕለት፡ ን‘ኦቲዝም’ ግቡእ ኣፍልጦ ብምሃብ፡ ብድሆታት ምስ ‘ኦቲዝም’ ዝነብሩ ብምርዳእ፡ ኣብ’ቲ ነፍሲ-ወከፍ ምምሕዳር፡ ንዝተመዝገቡ ነበርቲ ምሉእ...
ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ክራማት ቅድሚ ምእታዉ ግራውቲ ናይ ምድልዳል ስራሓት የካይዱ ኣለዉ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ ገብረሂወት በየነ፡ ሓረስቶት ካብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክራማት ተመኲሮ ብምቕሳም፡ ጥብ ዝበለት ማይ ንምዕቃብ –...
ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,728 በጺሑ ኣሎ። እዚኣቶም – 9,624 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት...