ኣመሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወ/ሮ ኣስመረት ኣብርሃ፡ ኣብ ንኡስ ዞባታት ገልዓሎን ፎሮን ተዋዲዱ ዘሎ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ዘለዎ ሕጽረታትን ንምዕዛብ ብ7ን 8ን ሚያዝያ ዑደት ኣካዪዳ። ወ/ሮ ኣስመረት ኣብ ዑደታ፡ ጸገም ጽሩይ ዝስተ ማይ ምምሕዳር ከባቢ ባዳ...
ኣብ ኣቑርደት፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣብ ጥዕና ዘለዎም ኣፍልጦን መረዳእታን ክብ ንምባል ዝዓለመ ኣስተምህሮ፡ ብክኢላታት ተዋሂቡ። እቲ ኣስተምህሮ፡ ተመሃሮ ኣብ ርእሲ’ቲ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝቐስምዎ ጥዕና ጠቀስ ፍልጠት፡ እዋናዊ ጥዕናዊ ሓበሬታ ክረኽቡን ሜላታት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ውዳበ መንእሰያት ብምሕያል ዝውጠኑ መደባት ንምድንፋዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓላፊ ሃማመተኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ መርሃዊ በራኺ፡ መንእሰያት በብዝነጥፉሉ ዓውዲ ተጠርኒፎም ኣስተምህሮታት ዝቐስሙሉ፡ ሞያ ዝሰንቁሉን ኣብ ከባቢኦም ኣብ...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ትማሊ 11 ሚያዝያ – መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፕረዚደንት ልኡላዊ መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ...
ኣባላት ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ፡ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ከምኡ’ውን ክኢላታት ኣከባቢ፡ ኣብ 1995 ንዝተዳለወ ውጥን ምሕደራ ኣከባቢ ኤርትራ ንምኽላስን ንምሕዳስን ተጀሚሩ ኣብ ዘሎ ስራሕ – ብ6 ሚያዝያ ኣብ...
መንግስቲ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 2007 ኣብ ሳዋ ንዝተኸፍተ ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት – ብዓቕሚ-ሰብን መሳርሒታትን ንምምዕባል ክገብሮ ብዝጸንሐ ገዚፍ ወፍሪ፡ ኣብ ብቕዓት ስልጠናታት ርኡይ ገስጋስ ተመዝጊቡ ምህላዉ፡ መማህራንን ተመሃሮን ገሊጾም። ርእሰ-መምህር...
\ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ናይ ቅብኣት ዘራእቲ ንምስፋሕ ብዝገብሮ ዘሎ ፈተነታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ወቕቲ ዝተፈተነ ልምዓት ኣድሪ ዘይቲ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ከም እተረኽቦ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ክኢላ ልምዓት ዘራእቲ ወይዘሪት ሜሪ ካሕሳይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወቕቲ ኣብ ዞባታት ማእከልን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ሓረስቶት በብምምሕዳር ከባቢኦም፡ ጥብ ዝበለት ማይ ብምዕቃብን መሬት ብምርጋእን እቶትን እቶታውነትን ክብ ንምባል፡ ቅድሚ ክረምቲ ምእታዉ ኣብ ናይ ሕርሻ መሬቶም ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ዑመር ኣቶ መሓመድ መሓመድ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብምትሕብባር ፖሊስ ትራፊክ፡ ኣባላት ሸሞንቲአን መደበራት ፖሊስን ወሃቢ-ደገፍ ኣሃዱን ዝተወደበ ቅነድሕነት፡ ኣብ ምኽባር ሕግታት ትራፊክን ምክልኻል ሓደጋታትን ዝጸንሐ ንቕሓት ኣብ ምብራኽ፡ ዝምስገን ውጽኢት ሂቡ። እዚ ካብ 21 መጋቢት ክሳብ 2...
ብጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዝተወደበ፡ ናይ ሓደ ወርሒ ስልጠና ኣሰራርሓ ሰክዔት መግፈፊ ዓሳ ዝተሳተፋ 30 ደቂ-ኣንስተዮ፡ ብ30 መጋቢት ኣብ ዓሰብ ተመሪቐን። ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት፡ ሓላፊ እቲ ጨንፈር መንእሰይ ሑሴን...