ኣብ ንኡስ ዞባ ሰልዓ፡ ንጥፈታት ኮም ዝመርሖ ከባቢያዊ ጽሬት ድሒሩ’ኳ እንተጀመረ፡ ሳላ ውሁድ ጻዕሪ ምምሕዳር፡ ወከልቲ ህዝብን ትካላት ጥዕናን ጽቡቕ ገስጋስ ከምዘመዝገበ ተሓቢሩ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ ክኢላ ከባቢያዊ ጥዕና ኣቶ ተኽሎም የዕብዮ፡...
ኣብ ዓሰብ፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ – ኣብ ቱሪዝማዊ ንጥፈታትን ባህርያዊ ጸጋታትን ዘለዎም ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ጨንፈር መጽናዕትን ምክትታል ጸጋታት ቱሪዝምን መንእሰይ ዓብደላ ሕዛም፡ እቲ ዞባ ምስ...
ኣብ ኣስመራ – ንኡስ ዞባ ጎዳይፍ ትካል ፊዝዮተራፒ ኣስመራ፡ ዕዉት ስራሕ ኣሰላሲሉ ተደኲኑ ዝርከብ ትካል ፊዝዮትራፒ ብዘካይዶ ጻዕሪ፡ መጠን ሕውየት ተገልገልቲ 90 ሚእታዊት ከምዝበጽሐ፡ ሜዲካል ዳይረክተር ናይ’ቲ ትካል – ክኢላ ፊዝዮተራፒ ኣቶ...
ቤት-ትምህርቲ ሙዚቃ ኣስመራ፡ ሓደስቲ ሙዚቀኛታት ኣብ ምምልማልን ዓቕሚ ነባራት ክብ ኣብ ምባልን ኣበርክቶ ትገብር ከምዘላ፡ ዳይረክተር’ታ ቤትትምህርቲ ኣቶ ኤልያስ ወልደገብርኤል ሓቢሩ። ኣቶ ኤልያስ፡ እቲ ብደረጃ ሰርቲፊኬትን ዲፕሎማን ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝወሃብ...
ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ንዘለዎም ቈልዑ ዘምህራ ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ዓንሰበ፡ ብቚጽሪ ክውስኻን ብትሕዝቶ ክምዕብላን ምእንቲ ዕቱብ ቈላሕታ ክወሃበን መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ርእሰ-መምህር ናይ’ታ ኣብ ከተማ ከረን እትርከብ ቤት-ትምህርቲ ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን...
ማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ሰታንትኦቶ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዘድሊ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ...
ምርግጋጽ ማሕበራዊ ድሕነት ዜጋታት፡ ናይ ቀዳምነታት ቀዳምነት ስለዝዀነ ብዕቱብ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ድሕነት ኣቶ ምሕረትኣብ ፍስሃየ ገሊጹ። ኣብ 2021 ብዛዕባ ዝተሰላሰለ መደባት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ...
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ፡ ማሕበረ-ቚጠባዊ ጸገማት ዘለዎም መንእሰያት፡ ሞያ ሰኒቖምን ዓቕሞም ኣማዕቢሎምን ኣብ ከባቢኦም ኣርኣያ ጻዕሪን ለውጥን ንክዀኑ ብዝወጠኖ መደብ፡ ኣብ 2021 ኣስታት 3 ሽሕ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦም ልዕሊ 4 ሽሕን 800...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓምበክታ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ፡ ኣብ ማእከላይ ቦታ ምጥርናፎም፡ ርጉእ መነባብሮ ክመርሑን መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክረኽቡን ከምዝሓገዞም ገሊጾም። ሰበኽ-ሳግማዊ ሂወት ኣብ ዝመርሑሉ ዝነበሩ እዋን ብዙሕ ጸገማት ከምዝነበሮም...
መጐዓዝያ ዝምልከት ኣዋጅ ቊጽሪ 174/2013 ከምኡ’ውን በዓል-መዚ መጐዓዝያ ምድሪ ዘውጸኦ ንሕጋዊ ታሪፍን ምንቅስቓስን ዝምልከት መምርሒ ተማእዚዞም ክሰርሑን ግቡእ ኣገልግሎት ክህቡን፡ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ በዓል-መዚ መጐዓዝያ ምድሪ ዳይረክተር ጨንፈር ምቁጽጻር...