Author - Messi Samuel

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደጋታት ትራፊክ ወሲኹ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ጥሕሰት ሕጊ ትራፊክ ዝጠንቁ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ቀዳሞት ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ 2022 ከምዝወሰኸ፡ ጸብጻብ ፖሊስ ሓቢሩ። ሓላፊ ሓደጋን መርመራን ኣቶ ግርማይ ተስፋይ፡ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ብጠቕላላ 4,262 ጥሕሰት ሕጊ ትራፊክ...

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,734 ክኸውን እንከሎ፣ እቶም 9,631 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ...

ኣምባሳደር ዮውሃንስ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ዘትዩ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣቶ ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል፡ ብ20ን 21ን ሚያዝያ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሚኒስተር ኣባይትን መሬትን፣ ከምኡ’ውን ምስ ሚኒስተር ትምህርቲ ዞባ ማእከላይ ኤኳቶሪያል ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ተራኺቡ፡ ኣብ ምድንፋዕ...

ማእከል – ‘25 ሚያዝያ ዓለማዊ መዓልቲ ዓሶ’ ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ዓሶ – 25 ሚያዝያ፡ “ዓሶ ንምጥፋእ ብዝለዓለ ንገስግስ’’ ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ዞባ ማእከል ኣብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል ዶ/ር ሙሉጌታ ሃይለ፡ ሕማም ዓሶ ብደረጃ ዓለም...

ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት፡ 144 ሽሕ ዶላር ወፍዮም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን፡ 144 ሽሕ ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቶም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ ማዕከን መኸተ ኮቪድ-19 ንምስሳን ዝውዕል 115 ሽሕ ዶላር ወፍዮም።...

ተጋዳላይ በረኸት ተኽልኣብ ተሰዊኡ

ኣባል ባይቶ ዞባ ማእከል ገዲም ተጋዳላይ በረኸት ተኽልኣብ ምሕረትኣብ፡ ብ23 ሚያዝያ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ግንቦት 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ በረኸት፡ ክሳብ 1977 ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፣ ካብ...

ብጹእ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ቃለ-ቡራኬ ሂቦም

ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ – 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ቃለ-ቡራኬ ሂቦም። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ኣብ መልእኽቶም፡ ንኣመጻጽኣን ትርጉምን ናይ’ቲ በዓል ዝምልከት መብርሂ...

ሰንዓፈ – ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ ምዕባለ ኣርእዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ብኣብነታውያን ኣልማዕቲ ጀራዲን ዝተዘርአ ካልኣይ ወለዶ ኤለክትራ ዝተባህለ ምሩጽ ዓሌት ድንሽ፡ ጽቡቕ ምዕባለ የርኢ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሕማማት ዝጻወርን ኣብ ሓጺር ግዜ ንፍረ ዝበጽሕን ዘርኢ ድንሽ፡ ድሮ ኣብ ደረጃ ምእካብ በጺሑ ከምዘሎ...

ጋሽ-ባርካ – ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ኣብ ምእካብ ግብሪ ተራኦም ከዕዝዙ ተሓቲቶም

ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ኣገዳስነት ምኽፋል ግብርን ቀረጽን ንምብራኽን ከም ባህሊ ንምስራጽን፡ ቀላሲ ተራ ክጻወቱ – ብ16 ሚያዝያ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተዋህበ – ንሓፈሻዊ ኣምራት ግብርን ቀረጽን ዝምልከት ኣስተምህሮ ተሓቲቱ።...

ናብ ኣሃዱ ክብሪ መዝገብ ዝቐርብ ሰነዳት ዝተማልአ ክኸውን መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣገልግሎት ክብሪ መዝገብ ዝደሊ ዓሚል፡ ዝተማልአን ጽፉፍን ሰነዳት ሒዙ ክቐርብ – ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ኣሃዱ ክብሪ መዝገብ ኣቶ ተስፋልደት ሃብተሚካኤል ኣዘኻኺሩ። እቲ ኣሃዱ ተቐባሊ’ምበር ሓጋጊ ከምዘይኮነ ዝጠቐሰ ኣቶ ተስፋልደት፡ ተገልጋሊ...

Login

Categories