Author - Senior Staff

ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ – ዕላል ምስ ዮናስ ምሕረትኣብ (ፋፋ) | ERI-TV Holiday special programming

ዮናስ ፋፋ- ኣለዎ ሓለፋ ሎሚ ኣገልግሎት ተለቪዥን ኤርትራ፡ ብምኽንያት ዒድ ኣል ኣድሓ- ናይ ሓደ ከኾብ ዝኾነ ብሉጽ ሰብ መደብ ኣአንጊዳ። ከኾብነቱ- ብኹሉ እዩ። ሰብኣዊ ክብሪ ብምውናኑ ከኣ ሓለፋ ክብሪ የውህቦ። ፈቃር እዩ፡ ፈታው ሰብ። ለጋስ እዩ ሓልዮት ዝመልኦ...

Login

Categories