ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ ሓውዩ ተፋንዩ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,733 ክኸውን እንከሎ፡ ካብዚ’ኦም እቶም 9,630 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ እዮም።
ሚኒስትሪ ጥዕና – 20 ሚያዝያ 2022