ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ እንገላ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,728 በጺሑ ኣሎ።

9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዝርከቡ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 30 መጋቢት 2022

Categories