ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ዓቢ ቁምነገር ዝገበረ ብሉጽ ሙዚቀኛ ብርሃነ ወልደኣብ (ብርሃነ ኳየር) | Interview with musician Berhane Woldeab
“ስነ ጥበበኛ ብርሃነ ወልደኣብ፡ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረ ሙዚቀኛ። ኣብ ኣስመራ፡ ኣዲስ ኣባበን ኣመሪካን ዘይርሳዕ ኣበርክቶ ጌሩ።ብርሃነ ኳየር እዩ ዝብሃል። ኢትዮጵያዉያን ሙዚቀኛታት ኳየር ኣብ ዘይፈልጥሉ ዝነበሩ እዋን ብኣርባዕተ ደሃያት ውህደት ሙዚቃ ይሰርሕ ስለ ዝነበረ እታ ቅጽል ሂቦሞ። ነታ እንግሊዝኛ ጥራይ ትደርፍ ዝነበረት ኣስቴር ኣወቀ፡ ንፍዕቲ ሙዚቀኛ ክትከውን ዝደረኻን ቀዳመይቲ ኣልቡም ኣቀናቢሩ ዓቢ ተቐባልነት ክትረክብ ዘኽኣላ ሙዚቀኛ ምዃኑ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት መስኪራትሉ። ኣላማዬ እሸቴ፡ ጸሃዬ ዮሃንስ፡ መስፍን ኣበባ፡ ኣበበ ኣየለን ካልኦትን ከኣ ናቱ ምውህሃድ ሙዚቃ ካብ ዘድንቑ ሙዚቀኛታት እዮም። ንሰውራ ዝወፈያ ናይ ጣዕመ ሙዚቃ’ውን ሓንቲ ካብ ነበርቲ ፍርያቱ እያ።” ተስፋኣለም ገብረስላስ (Tesfalem Gebreslaseie)
Elal Tebebat (ዕላል ጥበባት), Shows
ዕላል ጥበባት፡ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ዓቢ ቁምነገር ዝገበረ ብሉጽ ሙዚቀኛ ብርሃነ ወልደኣብ | Interview with musician Berhane Woldeab
February 10, 2022
You may also like
99 views
1 min read
Elal Tebebat (ዕላል ጥበባት), Shows
ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ፕሮግራመር ተኽሉ ተስፋይ | Software engineer Mr. Teklu Tesfay
66 views
1 min read
52 views
1 min read
Elal Tebebat (ዕላል ጥበባት), Shows
ERI-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ “ኣካላዊ ምንቅስቃስ ንጥዕናን ብቃዓትን” ለውተናንት ኮሎኔል ፍስሃየ ኣድሓኖም
144 views
1 min read
Elal Tebebat (ዕላል ጥበባት), Shows
ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት – ዕላል ምስ ስነ ጥበበኛ ኣብርሃም ስምኦን | Interview with artist Abraham Simon
32 views
1 min read
Elal Tebebat (ዕላል ጥበባት), Shows
Eri-TV ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ስነ-ጥበበኛ ሓድጉ ዑቕባምካኤል- Interview with artist Hadgu Ogbamichael
51 views
1 min read
Categories
- Comedies
- Cooking Show
- Documentaries
- 30 Amet Mekete (30 ዓመት መኸተ
- Erina
- Eritrea @ Glance
- Eziom Ewun Zegatat Eyom (እዚኦም'ውን ዜጋታት እዮም
- fere tsaEri (ፍረ ጻዕሪ
- hierar (ሄራር
- kab Tsegatat baHrina – ካብ ጸጋታት ባሕርና
- Kab Zobatat (ካብ ዞባታት
- lizib meneseyat (ልዝብ መንእሰያት
- Mahder (ማህደር
- Meazin Limeat (መኣዝን ልምዓት
- Shakat (ሻካት
- sheabet (ሸዕበት
- Sirihit Barentu 1985 (ስርሒት ባረንቱ
- Drama Series – ተኸታታሊት ድራማ
- Amekali (ዐሜካሊ
- Berhe beAl risti (በርሀ በዓል ርስቲ
- Emnet (እመነት
- Frdi Meriet (ፍርዲ መሬት
- Georgio (ጆርጆ
- Hilina (ሕልና
- Jerom (ጅሮም
- Kidan (ኪዳን
- MaChelo (ማጨሎ
- Mengiel (መንጌል
- Menkb (መንቅብ
- merAka YerEyeni (መርዓኻ የርእየኒ
- nTab zKri zemen (ንጣብ ዝኽሪ ዘመን
- Qelebiet Lbi (ቀለቤት ልቢ
- Rora (ሮረ
- Serefrifet (ሰረፍሪፈት
- ShimA Leyti (ሽምዓ ለይቲ
- Terab (ቴራብ Drama
- Tswa Gobona (ጽዋ ጎቦና
- Warsay ab sret (ዋርሳይ ኣብ ስረት
- zBan Higi Ba (ዝባን ሕጊ'ባ
- Entertainment
- Events
- Game Show
- Health
- Kids Show
- Movies
- Music (ሙዚቃ
- News
- news
- Newspapers
- Qolahta – መደብ ቆላሕታ
- Radio Archive
- Shows
- Special Programs
- Special Reports
- Sports
- Talk Shows/Interviews