ነቲ ብ28 ሕዳር 2019 ዝወጸ፡ ን“ዕብዳን ቐጠርን ውጥን ኲናት 2019 ዓ.ምን” ዘቃልዕ መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገረ ቐጠር ዝሃቦ ግብረ-መልሲ፡ ኩሉ ሰሚዕዎ’ሎ።

ሸርሒን ምጥቛስን፡ ኣሉን ሓሶትን ፍሉጣት ሕላገታት ቐጠር ስለዝዀኑ፡ እቲ ናይ ምኽሓድ መግለጺ ዝገርም ኣይኰነን።

ዓወት ንሓፋሽ!

ሚኒስትሪ ዜና

7 ታሕሳስ 2019

Categories