To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ብሓፈሻ – ኣብ ትምህርቲ ድማ ብፍላይ ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ተስፋጼን ግርማይ፡ መንግስቲ ብዝገበሮ ገዚፍ ወፍሪ፡ ሎሚ ተመሃሮ ርሑቕ ከይከዱ...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ካብ ትካላት ጥዕና ምሕድግ ኣብ ዝበለ ርሑቕ ከባቢታት ዝርከቡ ተመሃሮ፡ ህጹጽ ረድኤት ንክረኽቡ ዝዓለመ ን30 መማህራን ናይ ሕክምና ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ካብ ንኡሳን ዞባታት ኣፍዓበት፡ ናቕፋ፡ ቅሮራን ኣዶብሓን ንዝተዋጽኡ መማህራን...
ኤርትራ፡ ብኣምባሳደራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር ተወኪላ፡ ብ3ን 4ን ግንቦት ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ቊጠባዊ ልምዓት ሃገራት ኣፍሪቃን ጃፓንን ተሳቲፋ። እቲ ብፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎዛ...
ወለዶታት፡ ምዕሩይ፡ ውርጹጽን ብማዕረ ዘርብሕን ተጠቃምነት መሬት ንኽህልዎም፡ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳምነት ሂቡ ዝዓዪየሉ ዘሎ ምዃኑ፡ ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሴ ገሊጹ። ሚኒስተር ተስፋይ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት፡ ሕብረተ-ሰብ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for May 11, 2018.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – 11 ግንቦት 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
May 11, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for May 10, 2018.
May 10, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.