Archive - 2018

ገዲም ተጋዳላይ ያሲን ዓብደልባሪ ተሰዊኡ

ኣባል ስታፍ ሎጀስቲክስ ሚኒስትሪ ምክልኻል ገዲም ተጋዳላይ ያሲን ዓብደልባሪ መሓመድ (ወዲ-ባሪ)፡ ብሕማም ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድመኡ፡ ብ13 ግንቦት 2018 ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ዝተጸንበረ ተጋዳላይ ያሲን፡ ክሳብ ዕለተ ናጽነት ኣብ...

ባጽዕ – ተመሃሮ ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ በጺሖም

ናብ ታሪኻውን ጥንታዊ ቅርስታት ዝሓቘፈን ቦታታት ዝግበር ዑደት፡ ኣካል ዓመታዊ ካላንደር ትምህርቲ ክኸውን፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ሰምሃር – ባጽዕ ኣዘኻኺሮም። እቶም ናብ ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ ዑደት ዝገበሩ ተመሃሮ፡ ብዓይኖም ዝተዓዘብዎን...

ሳጋሚ ባርኖስ ንምቊጽጻር ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቊጽጻርን ንምጥፋእን ብዝሰላሰል ዘሎ ወፈራታት፡ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ጀራዲን በቚሉ ዝነበረ ዓፋፉን ተማሕዩ ከምእተቓጸለ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ማዕረባ፡ ሓዲዳ፡ ደግራ-ልብኤ፡ ሔቦ፡ ኣኽሩር፡...

መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና

“ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን፡ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ንካርቱም ኣብ ዝገበሮ ኣጋጣሚ ዑደት፡ ክልቲኣቶም መንግስታት ‘ንዕጡቓት ተቓውምቲ ኤርትራ’ ዝብልዎም፡ ብዝግባእ ተርኦም ምእንቲ ከሰላስሉ፡ ኣብ ደዶባቶም ምሉእ ደገፍ...

ኣብ ሰረጀቓን ጋላ-ነፍሕን ብዛዕባ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሰረጀቓን ጋላ- ነፍሒን፡ ብ9ን 10ን ግንቦት፡ ብዛዕባ ልምዓታዊ መደባትን ተራ ኮም ኣብ ትግባረኦምን ዝዘተየ ርክባት ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣብቶም ዝሰላሰሉን ንትግባረ ዝበጋገሱን ዘለዉ ናይ ልምዓት...

Login

Categories