Archive - 2018

ሃበሮ – ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይትግበር ኣሎ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ጽበት ክፍልታት ትምህርቲ፡ ጸገም ዝስተ ማይን መጓዓዝያን ንምፍታሕ – ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ፡ ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይሰላሰል ኣሎ። ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ውጥን፡ ኣብ መዝረት፡ ሃበሮ ጻዕዳ፡ ኣፍዓዩን፡...

ሃገራዊ መዓልቲ ምግራብ፡ “ሓምላይ መሬት – ውሑስ ህይወት”ብዝብል ቴማ ተዘኪራ

ሃገራዊ መዓልቲ ምግራብ – 15 ግንቦት፡ “ሓምላይ መሬት – ውሑስ ህይወት” ብዝብል ቴማ፡ ንመበል 12 ግዜኣ ተዘኪራ። ኣብ’ዚ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ከምኡ’ውን ዕዱማት ኣጋይሽ ዝተሳተፍዎ መደብ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ...

ሓበሬታ ብዛዕባ ምጅማር ጾም ሮሞዳን

ሂላል ወርሒ ሮሞዳን ትማሊ ስለዘይሰረቐት፡ ሎሚ መዛዘሚት ወርሒ ሻዕባን ተቘጺራ፡ ጾም ሮሞዳን ጽባሕ ሓሙስ 17 ግንቦት ከምዝጅምር፡ ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ሓቢሩ ኣሎ።
ርሑስ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ንኹሎም ኣመንቲ።

ቅነ ናጽነት ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ማእከል ብውዕዉዕ ኣገባብ ይካየድ ኣሎ

“ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብ14 ግንቦት ኣብ ቤት-ትምህርቲ ማእከላይ ደረጃ ባና – ጐዳይፍ ብወግዒ ዝተጀመረ ቅነ ናጽነት ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ብውዕዉዕ ኣገባብ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ...

Login

Categories