Archive - 2018

ማሕበር ምትሕግጋዝ ክፍለ-ሰራዊት 52-ነበር ‘ሓወልቲ ሰማእታት’ ሃኒጹ

ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ኣባላት ማሕበር ምትሕግጋዝ ክፍለ-ሰራዊት 52 ነበር ኣብ’ቲ ዛዛሚ ኲናት ዝተኻየደሉ ግንባር ደቀምሓረ – ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ መቓብር ሓርበኛታት ደቀምሓረ ዝተኸልዎ “ስዉኣትና ንዘለኣለም ኣብ ልብና እዩ ሰፈሮም”...

መደባት ጽምብል ናጽነት ከምእተጻፈፈ ተሓቢሩ

ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ንምጽምባል ክካየድ ዝጸንሐ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ። ኣምባሳደር ዘመደ፡ እቶም ካብ 18 ክሳብ 24 ግንቦት፡ ኣብ ኣዳራሻት ሲነማታት፡...

ከረን – ምርጫ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ተኻዪዱ

ኣብ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ከተማ ከረን፡ ካብ 8 ክሳብ 10 ግንቦት ምርጫ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ተኻዪዱ። ሓላፊት ምክትታል ኮማዊ ኣብያተ- ፍርዲ ዞባ ዓንሰባ ወይዘሮ ሓሊማ ሳልሕ፡ እቲ ምርጫ ነቶም ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ንምትካእ ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ደያኑ...

ጽጉማት ዜጋታት፡ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ረኺቦም

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ዝፍለጡን ኤርትራውያን፡ ኣብ ዑና-ዋጦት – ንኡስ ዞባ ጸሮና ንእትነብር 4 ስንኩላን ደቂ ዘለዉዋ ስድራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ ዑመር፡ ኣስታት 172 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ኣበርኪቶም። እቶም ብኤርትራዊ ሓልዮት ተደሪኾም ነቲ...

Login

Categories