Archive - 2018

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ቅነ ተመሃሮ ተኻይዱ

ካብ 11 ግንቦት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝቐጸለ ስፖርታውን ባህላውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ ተመሃሮ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም፡ ዝንባለታቶም ኣብ ምልላይን ዓቕሚታቶም ኣብ ምብርባርን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ ተገሊጹ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ...

በዓል ናጽነት ኣብ ወጻኢ ብክብ ዝበለ ድምቀት ይጽምበል ኣሎ

መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ኣብ ደማም – ስዑዲ ዓረብ፡ ካይሮ – ግብጺ፡ ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን፡ “ራኢ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ሱታፌ ህዝቢ ብድምቀት ይጽምበል ከምዘሎ፡ ከካብ ቦታኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኣብ...

መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ናይ ዮሃና መልእኽቲታት ሰዲዶም

መራሕቲ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ፡ ሪፓብሊክ ኮርያ፡ ሪፓብሊክ ኦስትርያ፡ ሓባራዊ ሃብቲ ኣውስትራልያ፡ ህንዲ፡ ንግስነት ሞሮኮ፡ ሊባኖስን መክሲኮን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲታት ሰዲዶም። ንጉስ ስዑዲ...

Login

Categories