ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXVI (26) (ከተማ ደቂ ኣምሓረ) – May 19, 2018.
Archive - 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ – ምምሕዳራት ከባቢ ቲሉክ፡ መንሸብ፡ ገድገድን ወቒሮን ብክራማት ባሕሪን ውሕጅ ከበሳን ኣብ ዝለምዐ ዘራእቲ መሸላ ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ብዝተወስደ ስጒምቲ፡ ኣብ 490 ሄክታር ዝነበረ መሸላ ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል...
ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብሃማደኤ ዝተወደበ ምርኢት ቅብኣ፡ ቅርጻ- ቅርጺ፡ ከምኡ’ውን ምህዞን ሰንዓን፡ ትማሊ 18 ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ ማሕበር፡ ብጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተኣልዩ መንእሰያት ሞያ ቀሲሞም መነባብሮኦም ንኽመርሑ ብዘውጸኦ መደብ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 82 መንእሰያት ኣመሪቑ። እቲ...
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ቱርኪ – ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋንን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማላዊ – ፕሮፌሰር ፒተር ሙታሪካን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ፡ ብስሞምን ብስም ህዝብታቶምን ንህዝብን...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for May 19, 2018.
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for May 18, 2018.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: መሶብ ፍልጠት – ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – ምኽሪ ሞያውያን: መሃዝነት ብኸመይ ነማዕብል – Developing Inventions and Inventors
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for May 18, 2018.