ፕሮጀክት ሕርሻ ከርከበት፡ ጐድኒ- ጐድኒ’ቲ ዘሰላስሎ ዘሎ ኣብ ልምዓት መስኖ ዘተኰረ ስርሓት፡ ኣብ ምግራብ እውን ልዑል ጠመተ ሂቡ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ፕሮጀክት ኣቶ ታደሰ ፍስሃየ ሓቢሩ። እቲ ብናይ ቀረባን ርሑቕን መደባት ክለምዕ ተወጢኑ ዘሎ ሰፊሕ...
Archive - 2018
ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን፡ መደባት ጽምብል ናጽነት ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎን ዋንነትን፡ ብደረጃ ምምሕዳራት ከባብን ንኡሳን ዞባታትን ክጽምበል ከምዝጀመረ፡ ወከልቲ ኤሪና ሓቢሮም። ብ14 ግንቦት ዝጀመረን ክሳብ 26 ግንቦት ዝቕጽልን ጽምብል ናጽነት ኣብ...
ብምክንያት በዓል ናጽነት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ውድድር ሙዚቃን ትልሂትን፡ ብ18 ግንቦት ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ሰለስተ መድረኻት ዘጠቓለለ ውድድር፡ ብሓፈሻ 15 ናይ ሙዚቃ፡ 7 ድማ ናይ ትልሂት...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for May 21, 2018.
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for May 21, 2018.
ERi-TV Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XXIII – 23 ክፋል, May 20, 2018
ክቡራንን ኩቡራትን ተኸታተልቲ ቲቪ ኤረ ብተኤክንካዊ ጸገማት ምኽንያት በእዋኑ ነዚ ፊልም ክንዝርግሖ ብዘይምኽኣልና…
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ተዘከርትን ዘይምነዋን ደርፍታት ገድልን ናጽነትን – ዕላል ምስ ኣቶ መኮንን ኪዳነ (ሻባይ)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for May 18, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ሰሙናዊ ዜና ስፖርት ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን – May 19, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Drama Series: Jerom – ጅሮም – 5ይ ክፋል (Part 5), May 19, 2018.