Archive - 2018

ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ማታሜላ...

ህዝቢ ኤርትራ፡ ን24 ግንቦት ብብሩህ ተስፋ ተቐቢልዋ

ህዝቢ ኤርትራ፡ ነታ ሕልሚ ወለዶታት ዘግሃደት 24 ግንቦት – ዕለተ ናጽነቱ፡ ሕብራዊ ርሽት ብምትኳስ፡ መብጽዓኡ ንዝበረኸ ዕዮ እናሓደሰ፡ ብባህታን ተድላን ተቐቢልዋ። ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብቕድሚ ትማሊ 23 ግንቦት – ልክዕ ፍርቂ ለይቲ ምስ ኣኸለ፡...

ወግዓዊ ጽምብል ናጽነት ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ

ወግዓዊ ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ኣብ ዝተኣንገደ ስነ- ስርዓት፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ። ኮሚሽነር ስፖርትን ባህልን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ብስም ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ጽምብል...

Login

Categories