Archive - 2018

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበበኛ ጸሃይቱ በራኺ ሎሚ ክፍጸም’ዩ

ብ24 ግንቦት ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድመኣ ኣብ ሆላንድ ናይ ዝዓረፈት ገዲም ድምጻዊትን ከራሪትን ጸሃይቱ በራኺ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፡ ሎሚ 31 ግንቦት ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ ኣስመራ – መካነ መቓብር እንዳማርያም ክፍጸም’ዩ። ጓል 16 ዓመት እንከላ ዝነበራ ጽምኢ...

ንጥፈታት መደበር ጥዕና ጋሕተላይ ተሞጒሱ

መደበር ጥዕና ጋሕተላይ ብእትህቦ ኣገልግሎትን እተካይዶ ጐስጓሳትን፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ። ሓላፊ’ታ መደበር ጥዕና ነርስ ዑቕባእንድርያስ ተስፋሚካኤል ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ ምስ ናይ...

ማእከል – ብሞያ ዝሰልጠኑ 98 መንእሰያት ተመሪቖም

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ሞያዊ ስልጠናታት ክቐስሙ ዝጸንሑ 98 መንእሰያት – 56 ካብኦም ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብ26 ግንቦት ኣብ መሰልጠኒ ማእከል መንእሰያት ዓዲ- ጓዕዳድ ተመሪቖም። እቲ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ስልጠና፡ ደረቕን ተንቀሳቓሲን ስእሊ፡...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ በዓል ናጽነቶም ይጽምብሉ

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓዲ-ጥልያን፡ ጀርመን፡ ኖርወይን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ን24 ግንቦት – ዕለተ ናጽነት ሃገሮም፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብሓበን ጸምቢሎምዋ። ኣብ ከተማታት ፖርትላንድ –...

መራሕቲ ቐጠርን ዖማንን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ኣሚር ሃገረ ቐጠር ተሚም ቢን ሓመድ ኣልሳኒን፡ ሱልጣን ዖማን ቓቡስ ቢን ስዒድን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ ብስሞምን ብስም ህዝቢታቶምን ኣብ ዝሰደድዎ መልእኽቲ፡...

Login

Categories