Archive - 2018

ውዳበታት ሃማደኤ ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ጨናፍር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን፡ ውዳበታቶም ዘደንፍዕ መደባት ከምዘሰላሰሉ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ፡ “እርከና ደቂ- ኣንስትዮ መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል...

ሰረጀቓ – ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ

መንእሰያት፡ ባህላውን ስፖርታውን ብቕዓቶም ንኽሕይል፡ ደገፍን ምትብባዕን ሕብረተ-ሰብ ከይፍለዮም፡ ብ28 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ 18 ናይ መባእታ፡ 5 ናይ ማእከላይ፡ 3 ናይ ካልኣይ ደረጃ...

መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ማውሪታንያ፡ ሞንጎልያ፡ ሰርቢያን ላክሰምበርግን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ መሓመድ ውልድ ዓብደልዓዚዝ፡ ፕረዚደንት ሞንጎልያ ካልትማጊን ባቱልጋ፡...

Login

Categories