Archive - 2018

ነበርቲ ጀምሂለ ንትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ይምጒሱ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጀምሂለ – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ተሃኒጹሎም ዘሎ መሰረታዊ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ ከምዘምጽአ ብምሕባር፡ ንምምዕባሉ ካብኦም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ኣገልግሎታት ጥዕና፡ ትምህርትን...

ኣብ ጋሽ-ባርካን ባጽዕን፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ መንእሰያት ተመሪቖም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንኽልተ ኣዋርሕ ብምሕደራ፡ ኣመራርሓን ምስኡ ዝኸይድ ሞያታትን ከሰልጥኖም ዝጸንሐ 107 መንእስያት ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ብ30 ግንቦት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ ኣሃዱ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ኣቶ ሓይልኣብ...

ነበርቲ መዝረት፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ መዝረት – ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ብምጥርናፎም ተረባሕቲ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት – ብሕልፊ ኣብ ማይን ትምህርቲን ክኾኑ ምብቅዖም ገሊጾም። “ረብሓ ምጥርናፍ፡ ምስ ተጠርነፍና’ዩ ተረዲኡና” ዝበሉ’ቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ ኣብ 1999 ኣብ መዝረት ካብ...

ዋና ጸሓፊ ሕ.ሃ፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ሚስተር ጉተሬዝ ኣብ መልእኽቱ፡ “ኣብ’ዚ ዕለተ ናጽነትኩም ተኽብሩሉ ዘለኹም ግዜ፡ ኣድማዒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት...

Login

Categories