Archive - 2018

ሽላሎ – ማእቶታዊ ስራሓት ተሰላሲሉ

ነብርቲ ሽላሎ – ንኡስ ዞባ ላዕላይ ጋሽ፡ ኣብ ምጽጋን ጽርግያታት፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ’ውን ካልእ ልምዓታዊ ንጥፈታት ዘተኰረ ኣድማዒ ማእቶታዊ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም። በቲ ወፈራታት፡ ካብ ሽላሎ ናብ ዲጋ መገል ዝወስድ 3.5 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያ...

ተጠቃምነት መጎጎ ኣድሓነት ብደረጃ ሃገር ዓብዩ

ሃብቲ ገረብ ንምዕቃብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ንምዕዋት ብዝተኣታተወ ምስራሕ መጎጎ ኣድሓነት፡ ዛጊት ኣብ መላእ ሃገር ልዕሊ 160 ሽሕ ስድራ-ቤታት ተጠቀምቲ ክኾና በቒዐን ኣለዋ። ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊት ኣሃዱ ዕብየት ናብራ ወይዘሮ መብራት ኣብርሃ ንኤሪና ኣብ ዝሃበቶ...

ነበርቲ ጀምሂለ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምዕባይ ይጽዕሩ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጀምሂለ – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ተዋዲዱሎም ዘሎ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣብ መነባብሮኦም ርግኣት ፈጢሩ ምህላዉ ብምግላጽ፡ ንምምዕባሉ ካብኦም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡...

ኮማዊ ከባብያዊ ጽሬት ኣብ ምውሓስ ጥዕና ውጽኢት ይርከቦ

ኣብ ንኡስ ዞባታት እምኒ-ሓይሊ፡ ሓጋዝን ሎጎ-ዓንሰባን ዝተሰላሰለ ኮም ዝመርሖ ንጥፈታት ከባቢያዊ ጽሬት፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ዝምስገን ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ከካብ ቦታኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣብሪሁ። ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ንጽህና...

ኣብ ኤርትራ ሕክምና ስኒ ጽቡቕ ይግስግስ ከምዘሎ ተገሊጹ

ምስ ምስፋሕን ምምዕባልን ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ሃገርና፡ ኣገልግሎት ሕክምና ስኒ’ውን ብክኢላዊ ዓቕሚ-ሰብን መሳርሒታትን ጽቡቕ ገስጋስ የመዝግብ ከምዘሎ፡ ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ክኢላ ሕክምና ስኒ ዶክተር ወይኒ ኣበድ ገሊጻ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኩለን...

Login

Categories