Archive - 2018

ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ክወሃብ ጀሚሩ

ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018፡ ትማሊ ረቡዕ 6 ሰነ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ክወሃብ ጀሚሩ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ኣሃዱ ሃገራዊ መርመራ ኣቶ ሃብተ ኣስፍሃ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ክልተ ነቚጣታት ጅዳን ሪያድን ሓዊስካ፡...

ፎርቶ-ሳዋ – ንመንእሰያት ሞያዊ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ሞያዊ ስልጠናታት ዝቐሰሙ 46 መንእሰያት ተመሪቖም። ሓላፊ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ዕላማ፡ ኣካል ናይ’ቲ ሞያዊ ዓቕሚ መንእሰያት ንምህናጽን ንቕሓቶም ንምብራኽን ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት...

ሰልዓን ከርከበትን – ኣብ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባታት ሰልዓን ከርከበትን፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ዘተኰረ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣብ ርከብን ኣግማይትን ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዝተኻየደ ዘተ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣቶ ብርሃነ ክፍለ፡ ኣብ...

ዓንሰባ – ንሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ወለድ ዘይብሉ ልቃሕ ተዋሂቡ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ን30 ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ደቂ-ኣንስትዮ፡ 450 ሽሕ ናቕፋ ወለድ ዘይብሉ ልቃሕ ሂቡ። ብ30 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተገብረ ምርኽኻብ፡ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ዳዊት ገብረክርስቶስ...

Login

Categories