Archive - 2018

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤልን ኣንጎላን በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤልን ኣንጎላን፡ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት ሃገሮም፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብ2 ሰነ ብልዑል ማዕርግ ጸምቢሎም። ኣብ እስራኤል ዝተኻየደ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ መደብ፡...

መልእኽቲ ሓዘንን ጽንዓትን ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ

20 ግንቦት 2010 ዓ.ም.ግ. (29/05/2018 ዓ. ም.ፈ) ኣብ ክብረ-በዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ደብረሲና ንምስታፍን በረከት ንምክፋልን፡ ካብ ኣስመራን ከባቢኣን ዝተበገሱ ምእመናንን ምእመናትን ዝተሳፈርዋ ኣውቶቡስ ብዘጋጠማ ሐደጋ፡ ናይ ድንገተ-ሞትን...

ሰልዓ – ኣገልግሎት ጥዕና ንምምዕባል ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ጋሽባርካ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ ዝወሃብ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይስራሕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ ዘመንፈስ ገብረልዑል ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ክልተ መደበራትን ሓንቲ ማእከልን ጥዕና ከምዘለዋ ዝገለጸ ነርስ...

ንንኡሳን ዞባታት ዒላበርዕድን ሎጎ-ዓንሰባን ዘራኽብ ጽርግያ ንኣገልግሎት በቒዑ

ንንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ – ዞባ ዓንሰባን ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ – ዞባ ጋሽ ባርካን ዘራኽብ ብ‘ክሳድ ወዲ ዓይራይ’ ዝፍለጥ 6 ኪሎ- ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ፡ ብውሁድ ዓቕሚታት ነበርቲ ተሰሪሑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ስራሕ ከቢድ’ኳ...

Login

Categories