Archive - 2018

ሓበሬታ ብዛዕባ ዒድ ኣልፈጥር

ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል፡ ጽባሕ ሓሙስ 14 ሰነ 2018 ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ ኩሎም ኣመንቲ ምስልምና ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ምሸት ትኲራት ኰይኖም ክከታተሉ፡ ዝሰረቐት ሂላል ዝረኣየ ድማ ንዝቐረበ ጨንፈር ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ ድማ መጅልስ...

ነበርቲ ሆሚብ፡ ካብ ዓዶም ናብ ርብዳ ዝኣቱ ጽርግያ ጸጊኖም

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ – ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ካብ ዓዶም ናብ ምምሕዳር ከባቢ ርብዳ ዝኣቱ ጽርግያ ብወፈራ ጸጊኖም። እቲ ስራሕ፡ ካብን ናብን ሆሚብን ርብዳን ንዝጸንሖም ናይ መጓዓዝያ ጸገም ዘቃልል ምዃኑ ዝሓበሩ ወፋሮ፡ ተመሳሳሊ ዕዮ ንምክያድ...

ኣብ መንደፈራን ሃይኮታን ልምዓታዊ ንጥፈታት ተሰላሲሉ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን ሃይኮታን፡ ጥብ ዝበለት ማይ ኣብ ምዕቃብን ፍግረ-መሬት ኣብ ምክልኻልን ዘተኰረ – ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታታትን ቀላጥ ከባቢታትን ማእቶታዊ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣስታት 500 ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ...

ደቀምሓረ – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ክፍሊ ቱሪዝም ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ንኣስታት 70 ኣሳሰይቲ – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ HIV/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። ነቲ ስልጠና ዝሃበት ሲስተር ኣልጋነሽ ተስፋይ ካብ ሆስፒታል ደቀምሓረ፡...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር 179 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር፡ ብ9 ዓውድታት ከተምህሮም ዝጸንሐት 46 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 179 ተመሃሮ፡ ትማሊ 12 ሰነ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ ን2 ዓመት ብኣውቶመካኒክ፡ ስነ-ህንጻ፡ ንድፊ፡ ኤለክትሪሲቲ፡ ድራውሊኮ፡ ሓፈሻዊ ስርሓት ሓጺን፡...

Login

Categories