ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል፡ ሎሚ ሓሙስ 14 ሰነ 2018 ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ ኩሎም ኣመንቲ ምስልምና ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ምሸት ትኲራት ኰይኖም ክከታተሉ፡ ዝሰረቐት ሂላል ዝረኣየ ድማ ንዝቐረበ ጨንፈር ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ ድማ መጅልስ...
Archive - 2018
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሕርጊጎ – ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ኣብ ምዕቃብ ስነ-ሂወታዊ ብዙሕነት ኣገዳሲ ተራ ከምዘለዎ ዝግለጽ ተኽሊ ሾራ – ማለት ማንግሮቭ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ናይ ምግራብ ንጥፈታት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ፡ ነዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ኣብ 6 ምምሕዳራት ከባቢ ምርጫ ኣመሓደርቲ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ዕላማ’ቲ ምርጫ፡ ነቶም ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ብምትካእ፡ ህዝቢ ዝሓሸ ምምሕዳራዊ ኣገልግሎት ዝረኽበሉ ባይታ ንምጥጣሕ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣፍልጦ መሻርኽቱ ኣብ ነባራት ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምብራኽ፡ ንምክልኻሎም ውሁድ ጻዕሪ ንምክያድ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ12ን 13ን ሰነ ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ኣካዪዱ። ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣፍልጦ መሻርኽቱ ኣብ ነባራት...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for June 14, 2018.
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for June 14, 2018. Subscribe to ERi-TV and Dimtsi Hafash Eritrea Radio at …
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 14 ሰነ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
June 14, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea: ካብ ዞባታት – ቤትምህርቲ 2ይ ደረጃ ከተማ ሓጋዝ – School Authorities Share Stats with Parents
ERi-TV, Eritrea: ካብ ዞባታት – ቤትምህርቲ 2ይ ደረጃ ከተማ ሓጋዝ – School Authorities Share Stats with Parents
June 13, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.