ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብመገዲ ኣብነታውያን ሓረስቶት ዝተፈተነ ካብ ወጻኢ ዝመጸ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ – ጽቡቕ እቶት ከምእተረኽቦ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ክኢላ ልምዓት ኣትክልትን ፍረታትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ እቲ ዝተዘርግሐ...
Archive - 2018
ኣብ ከተማ ሰንዓፈ፡ መንእሰያት ሰራሕተኛታትን ተመሃሮን፡ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ኣድማዒ ተሳትፎ ይገብሩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ሓላፊ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣቶ ግርማይ ስዮም፡ ቅርጺ መሬት’ቲ ንኡስ ዞባ ንልዑል መጠን ብኽነት...
ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ትማሊ15 ሰነ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ...
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming …
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 15, 2018.
June 15, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ምጅማር ወርሒ ሸዋል እተበስር ሂላል ትማሊ ምሸት ስለዝሰረቐት፡ ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ ዓርቢ 15 ሰነ ከምዝውዕል፡ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ሓቢሩ ኣሎ።
በዚ ምኽንያት፡ ሎሚ ዓርብን ጽባሕ ቀዳምን ህዝባዊ በዓል ምዃኑ ንሕብር።
ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር
ኣህጉራዊ መዓልቲ ወለንታውያን ለገስቲ ደም – 14 ሰነ፡ “ልግሲ ደም፡ ናይ ምትሕግጋዝ ተግባር’ዩ” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ንመበል 15 ግዜኣ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ከም ኣካል ናይ’ቲ መደብ፡ ብማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ዝተወደበ፡ ንቕሓት...
ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣወዳድባኡ ክሳብ ዓድታት ከምዝወርድ ብምግባር፡ ሃሳዪ ልምድታት ኣብ ምቅላስን ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ክብ ኣብ ምባልን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ብ12 ሰነ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡ ኣብ ምሕያል ውዳበታትን...
ኣብ ጀርመን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ሃገራዊ ሽማግለ ጀርመን፡ ናይ 2 ዓመት ንጥፈታቱ ንምግምጋም ብ9 ሰነ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ፡ ንንጥፈታቱ ዝድርዕ ውሳነታትን...