ERi-TV, Eritrea – መደብ ኒሚጎዕ: How did ጸጸራት/TseTserat get its name.
Archive - 2018
ሓደጋታት ተሽከርከርቲን ሳዕቤናቱን ንምውጋድ፡ ኣብ ተጠቃምነት ጽርግያ ዘሎ ንቕሓት ንምዕባይ ገና ሓያል ስራሕ ይጽበየና ከምዘሎ፡ ፖሊስ ኤርትራ ኣብ 3ይ ጉባኤ ማሕበር ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣገንዚቡ። ብመሰረት’ቲ ጸብጻብ፡ ኣብ ሃገርና ካብ 2013...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ዓቕሚ ሰብ-ሞያ ጥዕና ክብ ብምባል ጥዕና ነበርቲ ንምርግጋጽ ዝሕግዝ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ኣብ ከተማታት ከረንን ሓጋዝን ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ 78 ሰብ ሞያ ዝተሳተፍዎ መደብ፡ ዝውጠኑ መደባትን ዘጋጥሙ ብድሆታትን፡ ከምኡ’ውን ብልጫታትን ድኻማትን...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ሰሉስ 26 ሰነ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣዲስ-ኣበባ ኣትዩ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበጽሓሉ፡ ቀዳማይ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for June 27, 2018.
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for June 27, 2018.
June 27, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
June 26, 2018 – Evening Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – ናይ ምሸት ፈነወ – 26 ሰነ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ በያን፡ ማሬት፡ ባቕላ፡ እንድላልን ላባን፡ ናብ ዓድታቶም ዘእቱ 135 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ብወፈራታት ይጽግኑ ኣለዉ። እቲ ሓምሻይ ወርሑ ኣቚጺሩ ዘሎ ስራሕ፡ ካብ ምምሕዳር ከባቢ በያን ተበጊሱ፡ ብከተማ...