Archive - 2018

ን/ዞ/እምኒ-ሓይሊ – መደባት ልምዓት ጽቡቕ ይግስግስ

ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ክትግበር ዝተወጠነ መደባት ልምዓት፡ ብጽቡቕ ይግስግስ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣብርሃም መኮነን ምስ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት፡ እቲ ምስራሕ ራህያታት፡ ምጽፋፍ ጽርግያን...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝገበሮ ዑደት ፈጺሙ ተመሊሱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ፈጺሙ ተመሊሱ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ዑደቱ፡ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ...

ኣብ ዲጋ ምስላም፡ መሳርሒታት መመንጨዊ ጸሓያዊ ጸዓት ተተኺሉ

ፕሮጀክትታት ቀረብ ማይ፡ ሕርሻን ካልኦት መደባት ልምዓትን ናይ ጸዓት ደገፍ ንምሃብ ብዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ዲጋ ምስላም – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ 2 ሜጋ-ዋት ሓይሊ ኤለክትሪክ ዘመንጩ መሳርሒታት ጸሓያዊ ጸዓት ተዋዲዱ። እዚ ፕሮጀክት’ዚ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ...

ህዝቢ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ ንስድራ ስዉኣት ይድግፍ

ነበርቲ 8 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ኣብ ሞንጎኦም ንዝነብሩ 141 ስድራ ስዉኣት ልዕሊ 74 ሽሕ ናቕፋ ገንዘባዊ ሓገዝ፡ 352 ጽምዲ ኣብዑር ብምውፋር ድማ ናይ 240 ስድራ ስውኣት ግራውቲ ከምዝሓረሱ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ሓገዝ፡ ምምሕዳር ከባቢ...

ሻምብቆ – ንጥፈታት ትምህርቲ ተገምጊሙ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ኩነታት ኣብያተ-ትምህርትን መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝግምግም፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ርእሰ-መምህራንን ወከልቲ ትካላት መንግስቲን ዝተሳተፍዎ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ተስፋሚካኤል ኣርኣያ...

Login

Categories